ን2ይ ግዜ ምልክታ ግልጺ ጨረታ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france food,house hold and santetion items
ጨረታ ኽትዕድግ ትደሊ
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TIN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
5. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኸ · ፕሮፎርማ ይስረዝ
6. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡
7. ናይ ጨርታ መኽበሪ 2% CPO ከትሕዝ ዝኽእል
8. ናይ ጨረታ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 21 /05/2018 ዓ/ም -28/05/2018 ዓ/ም ይኸውን::
9. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 28/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይኽፈት
10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ናብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ አንስትዮ ትግራይ የቕርቡ
11. እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
12. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray-Women-Association-Official