ቀዳማይ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : ካልኣይ ናይ ፍሉይ ድለየት ኣቅሑት አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
ካብ ሐደ እስካብ ኣርባዕተ ዝተዘረዘሩ ዓይነት ጨረታታት ብዝተቀመጠ ረቆሓ መሰረት ብግልፂ ጨረታ አወደዲሩ ክዕድግን ክስርሕን ይደሊ
1 ንነብሰወከፍ ዓይነት ጨረታ ዝምልከት ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘቅርብ
2 ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ማለት አዉን ምስክር ወረቀት ዘለዎም
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋለይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም
4 ቫት ተመዝጋቢ ምከኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
5 ናይ 2018 ዓም ቫተ ድክለሬሽን ዘቅርብ
6 ኣብ ናየ ፈርኒቸር ዝወዳደር ኣካላት መብራህቲ እንትጠፍእ ብዘይምቁራፅ ብናይ ባዕሉ ጀነሬተር ተጠቂሙ ዝሰርሕ መሳርሒ ፅሕፈት ብመርአያ መሰረት ዝዕድግ ይከዉን
7 ጨረታ ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 እንትከዉን ዋጋ መሸጢ ሰነድ ጨረታ ንሕድሕድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል ፡
8 ጨረታ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ብሬዲዩን ቴሌቭዥንን ድምፂ ወያነ ትግራይ ካብ ዝተጋወሐሉ 21/5/2018 ዓም ክሳብ 5/6/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ኩሎ ሻዕ ኣብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
9 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዝዓደግሉ ዕለት ጀሚሩ መዋዳደሪ ጨረታ ሰነዶም ከሳብ 5/6/2018 ዓም ጀሚሩ ከሳብ 8ዕ45 ናብቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረት ቀዳማይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 12 ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ይክእሉ
10 ሳንደቅ ጨረታ 5/6/2018 ዓም ሰዓት 8:45 ተዓፅዩ በቲ ዐለት ሰዓት 9:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ኣብ ቢሮ ትምህርት መአከቢ ኣዳራሽ ይክፈት
11 መክበሪ ጨረታ ንነብሰወከፍ ዓይነት ጨረታ 20000 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዝ ይግባእ
12 ሰዓራይ ጨረታ ብደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሸጠ 3 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዉዕሊ ይኣስር
13 ዝኮነ ተጫራታይ ብዛዕባ እቲ ሰነድጨረታን ካልእ መብራርሂ ዘድልዩ እንተኮይኑ ብፅሑፍ ጥራሕ ምሕታት ይከኣል
14ሰዓራይ ዉዕሊ ጨረታ ካብ ዝአሰረሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 30 ተከታታሊ መዓልቲ ናብ ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል
15 ዝኮነ ተጫራታይ ቤት ዕዩና ካብ ዝቀመጦ ዝርዝር መብርሂ ዝዉስክ ወይ ድማ ዝንኪ ወይ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን
16እቲ ቢሮ ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
አቀራርባ ሰነድ ጨረታ ንናይ ፍሉ ድሌት ኣሑት ፋይናንሻል ብምድላዉ ነናይ ባዕሉ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ድማ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ብምድላዉ ነንይባዕሉ ዋናን ቅዳሕን ነንበይኑ ብምዕሻግ ከቅርብ ይግባእ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344403477 / 0344400299