ምልኸታ ፕሮፎርማ/
ናይ ወርሒ ጥሪ 2018 ዓ/ም
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤
1. ናይ 2017 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፣
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን ቁፅሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
| ተ.ቑ | ዝርዝሮ ዓይነት ንብረት / ግልጋሎት / | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳ | |||||
| Model-HZJ-76 | ||||||
| 1 | ፓድ-ኪት /pad kit/ | 04465 YZZF6 | Set | 01 | ||
| 2 | ፓድ-ኪት /pad kit ድህሪት | 04466 60080 | Set | 01 | ||
| 3 | ኦይል ፊልተር /Oil Fiter/ | 90915 30002 | Pcs | 01 | ||
| 4 | ፊውል ፊልተር /Fuel Filter/ | 2339051070 | Pcs | 01 | ||
| Model- HZJ-79 | ||||||
| 5 | ኤሲ ቤልት /pad kit | 9933211260 | Pcs | 01 | ||
| 6 | ኤርክሊነር /A Clear/ | 17801 - 61030 | Pcs | 01 | ||
| 7 | ሹ-ኪት /Shoe Kit/ | 04495 60070 | Set | 01 | ||
እንክተሎም መምርሒ:
እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 20/05/ 2018 ዓ/ም - ዕለት 23 /05/ 2018 ዓ/ም ሰዓ ዝፀንሕ ኾይኑ ብዕለት 25/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ይኸፈት::
ዶኸሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ Block- B ዕደጋ ክፍሊ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዝሓፀረ እዋን ከቕርብ ዝኽእል::
ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ 7' ማዓልቲ እዩ፣፣ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ መቐለ