ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ዓይደር

ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ-ከተማ ዓይደር ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ እሱራት ቀለብ ባኒ ካብ ሕጋውያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ :: ስለ ዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ/ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
1ንእሱራት ቀለብ ባኒመጠን 100 ግራም (በዝሒ ብበዝሒ እሱራት)ግራም01

መታሓሳሰቢ

ተወዳደርቲ ከመልእዎ ዝግባእ

1- ማሀተም ዝዓረፎ ፖስታ

2- ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት-20-05-2018 ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3- ተወዳደርቲ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመዝገበን ቲን ቁፅረን መረዳአታ ከቅርብ ኣለዎ፡፡

4- ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኹም ፡፡

5- ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት-21-05-2018 ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡30

6- ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍሩሙሉ ዓምዲ ኣየህልዎን፡፡

7- ካብቲ ዝዳለናዮ ስፔስፊኬሽን (100 ግራም ባኒ) ወፃኢ ምቕራብ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን፡፡

8- ቤት ፅሕፈትና ዝሕሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9- ኣድራሻና ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ታሐተዋይ በሪ ፡፡

10- ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344418437 ደዊልካ ምሕታት ይክእሉ፡፡

መብርሂ-ኣብ ልዕሊ እቲ ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ተጠቃሚ ቤት ፅሕፈትን ዓይነት ንብረትን ይፃሓፈሉ፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ዓይደር

Tel: 03-44-41-84-37