ዕለት 18/05/2018 ዓ/ም
ቁፅሪ.ዕ/ንብ/ምም/ክ/ከ/ሓ/18
ናይ ፕሮፎርማ ምልክታ ቁፅሪ 009
ክፍለ ከተማ ሓድነት ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ቤት ፅሕፈት _ ፖሊስ ፤ምክሪ ፤ምም/ር ሕትመት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቁሓታት ተማልኡ ንክትወዳደሩ ይዕድም።
ናይ ተጫረቲ መምርሒ ፦ ተጫረቲ /ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ፦
1. ዝተኣሸገ ፖስታ 1 ናይ 2018 ዓ/ምዝተሓደሰ ንግዲ ፈቃድ በቲ ዘርፉ፤ግብሪ ከፋላይ ሰርተፊኬት(ቲን)፤ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ዘለዎ፤እንትኾን ዋጋ ዝመልኦ ኣካል ፊርማን ማህተምን ክገብረሉ ይግባእ፤
2. ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ዕለት እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀአሉ ዕለት 18/05/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 21/05/2018 ዓ.ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተዓፂዩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሓድነት ቁፅሪ 22/2ይ ደብሪ በቲ ዕለት 21/05/2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፣00 ንጎሆ ይክፈት።
3. ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ ቲን ናምበር ፣ ዝተሓደስ መቅረባይነት ፣ መረዳእታ ምስቲ ፕሮፎርማ ኮፒ ከተሓሕዝ ይግባእ፤
4. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
5. ተወዳደርቲ ወይ ከዓ ወኪላቶም ብዘይ ምርካቦም ከይተኸፈተ ዝምለስ ሰነድ ፕሮፎርማ ኣይህልውን፤
6. ኣብ መንጎ መቅረባይን ቤት ፅሕፈትን መቅረባይ ዝሃቦ ናይ ዋጋ መግለፂ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።
7. ዋጋ ፀንዑ ዝፀንዐሉ ፕሮፎርማ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን7 መዓልቲ ይኸውን
8. ነዚ ሕትመት ሰሪሆም ንምቅራብ ሰዓራይ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ ሰሩሁ ከቅርብ ኣለዎ።
9. ዝሰዓረ ተወዳደራይ ናይ ዝስዓሮ ዓይነት ንብረት ደብዳቤ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 3* ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ትካልና ወይ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ሓድነት ብናይ ባዕሎም መጎዓዚ ኣታዊ ክገብሩ ኣለዎ።
10. ኣድራሻና ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ቅድሚ ምብፃሓካ ዝርከብ ኮይኑ ንተወሳኺ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0913200951 ወይም 0987313391
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክ/ከ/ሓድነት ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ዋጋ መምልዒ ቅጥዒ
| ታ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ነዋጋ | ጠዋጋ | መብርሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ንከሲ መምርሒ ምፅራይ ፎርሚ | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 5 | |||
| 2 | ንተጠርጠርቲ ቃል መቀበሊ ፎርም | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 5 | |||
| 3 | ንቃል መቀበሊ መሰካከር ፎርሚ | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 5 | |||
| 4 | ንቃል መቀበሊ ከሳሲ ፎርም | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 5 | |||
| 5 | ንናይ መግደድን መቆፃፀሪን መመዝገቢን | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 2 | |||
| 6 | ንናይ 38/ሕ/ዝተመለሱ መዝገብ መመዝገቢ ፎርም | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 2 | |||
| 7 | ንናይ42/1/ሀን22/ን5ን መመዝገቢ መዝገብ | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 2 | |||
| 8 | ንኡሱር ቤት ፍርዲ መቆፃፀሪ | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 2 | |||
| 9 | ንሓቤሬታ መመዝገብ ዝከውን | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 6 | |||
| 10 | ንጥቆማ መቀበሊ መመዝገቢ መዝገብ | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 1 | |||
| 11 | ዝኣተወ ስውር ገበን መወደቢ መ/መ/መዝገብ | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 1 | |||
| 12 | ማህተም ከቢ | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 1 | |||
| 13 | ቲተር | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 11 | |||
| 14 | CR | 1ይ ደረጃ | ፓድ | 4 |