Tigray Regional State Interim Administration Bureau of water And Energy

1 ናይ ዘመኑ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም

2 ዝተሐደሰ መቅረባይነት ሰርተፊኬት

3 ቲን ናምበር

4 ንተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ድማ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ 2018 ዓም ናይ ወርሒ ሕዳር ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክላሬሽን ዘቅርብ

5 ዝተዳለወ ስፐስፈኬሽን ካብ መደበኛ ጉጅለ ዕደጋ ካብ ጨረታ ዝወፀሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ክሳብ 25/5/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ግዜ ንሕድሕድ ዓይነት ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

6 ናይ ጨረታ መክበሪ 2000 ብር ብስፒኦ ወይድማ ብጥር ገንዘብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ባንኪ ጋራንቲ ሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

7 ኣብዚ ሰነድ ፊርማን ክቢ ማሀተምን ክዓርፎ ይግባእ

8 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 25/5/2018 ዓም ሰዓት 3:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 3:30 ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ሰዓራይ ትካል ኦርደር ምስወሰደ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ካብ ጠቅላላ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ስፒኦ ኣትሒዙ ዉዕሊ ብምእሳር ብምፅዓንን ብምርጋፍን ናብ ናይ ቢሮና ስቶር ክፍሊ ኣታዊ ይገብር

10 ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ፊርማን ክቢ ማሀተምን ክዓርፈሉ አለዎ

11 ኣብ ዘቀረበ መረዳእታ ዝሀሰሰ ወይ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባለነት የብሉን

12 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብክልተ ፖስታ ነንበይኑ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል

13 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

14 ናይ ጨረታ መዕፀዉን መክፈትን እንተዉዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ 0914720632 / 0914789404 ስልኪ ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል