ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ Expertise france funded project ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ኪራይ ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትካረይ ሰለዝደለየት ሕጋዎት ነጋዶ ዝኾንኩም ንግዲ ፍቓድ ዘሐደስኩምን ንክትወዳደሩ ትዕድም፡፡

ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት

1. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ

2. ናይ ግብሪ ከፋሳይ መፍስደ ቁፅሪ(TIN NO) ከቅርብ ዝክእል 

3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

4. ካብ ናይ ባዕስና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን

5. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድስዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን

6. ዝመፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከአል፡፡

7. ተጫረቲ ምስ ሰዓሩ ሰርቪስ ዝገበረት መኪና ብምቕራብ ኣብ ዝተፀዉዕዎ ገስጋስት ክህቡ ምግባር

8. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሱ ዕስት 15/05/2018 ዓ/ም -18/05/2018 ዓ/ም ይኸውን:: 

9. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕስት ብተመሳሳሊ ዕስት 18/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ይኽፈት

10. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእስ::

11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓሉወ እዩ

N.B ንተወሳኪ ሓበሬታ ናይ ማድኣት ዌብ ሳይት ፌስቡክ ፔጅ 
Website: https://watigray.org
Facebook link: Tigray Women Association Official