ኤጀንሲ ሳይንስን ቴክኖሎጂ ክልል ትግራይ

ን3 ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ምህዞን ክልል ትግራይ ናይ ያሪስ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡ ሰለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩም ካብዚ ንታሕቲ ብዘሎ መመዘኒ መሰረት ትውዳደሩ እትኸእሉ ምዃንኩም ንሕብር ፡፡

ተቁዝርዝር ግልጋሎት/ግልጋሎት/ዝርዝር መግለፂ /specificationበዝሒበዝሒነፀለ ዋጋመብርሂ
1ሹኪት04495-52100ቑፅሪ01
2ፕላቶ31210-12282ቑፅሪ01
3መሪ ሃውሲንግ45510-52140ቑዕሪ01

መተሓሳሰቢ

❖ ናይቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ::

❖ በቲ ሓዱሽ መቅረባይነት ከቕርብ ዝክእል ፡፡

❖ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፎቶ ኮፒ ገይሩ ዘቅርብ ፡፡

❖ ኣብ ፋ/ኢ/ልምዓትን ናይ ግልጋሎት ወሃባይነት ዝተመዝገበሉ I ፎቶ ኮፒ ከትሕዝ ዝኸእል ፡፡

❖ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት12/05/2018 ዓ/ም 14/05/2018ዓ/ም ክሳብ ስዓት 11:25 ድ/ቀትሪ ክተቅርቡ ትክእሉ ፡፡

❖ ስዓራይ ዝኮነ መቅረባይ ስዓራይነቱ ምስ ፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 መዓልቲ ከርክብ ዝክእል፡፡

❖ ካብቲ ናይ ቢሮና ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ዝመለአ ውድቂ ይኸውን ፡፡

❖ ኣድራሻ ዓዲ ሓቂ ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ጉድኣት ኣካል ህንፃ 5ቇ ደብሪ ቢሮ ቐፅሪ 18 ንርከብ ፡፡