ቁፅሪ ወ/ቀ/ተ/ከ/ሰ/ዕ/ን/ምም/ር110 /02/2018
ዕለት 07 /05/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ ጨረታ
❖ ኣብ ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዞባ ማእኸል ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከስዕን ምም/ር ወቀይሕ ተኸሊ
❖ ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀይሕ ተኸሊ ኣብ ባጀት ዓመት 2018ዓ/ም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ናይ አይርሽ ኤይድ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ቀይሕ ተክሊ አብ ጣብያ ሳንታ ገለበዳን 45 መዓልቲ ዕድመ ዝገበራ ጫጩት ደርሁን ናይ ቀለብ ደርሁን ብፕሮፎርማ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ሰለ ዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቋሒታት እታማልኡ መቕረብቲ ንክትወዳደሩ ይዕድም። ዝዕደጋ ጫጩት ደርሁን ዝዕደግ ቀለብ ደርሁን እውን አብቲ ሰንጠረዥ ተቀሚጡ ኣሎ፡፡
| ተ/ቁ | ዓይነት ዝርዝር ዝዕደግ | መለክዒ | በዝሒ | ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ናይ ሓደ ደርሆ ዋጋ ብቁዕ/ብኣሃዝ | ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ናይ ሓደ ደርሆ ዋጋ ብፊደል | |
|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | |||||
| 1 | ናይ 45 መዓልቲ ዕድመ ዘለወን ደርሆ | ቁፅሪ | 2280 | |||
| 2 | ናይ ቀለብ ደርሁ | ኩ/ል | 76 | |||
ኣብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዝተጠቐሰ ሞዴል/Specification/ ምስራዝ ምድላዝ /ምቅያር/ ኣይፍቀድን።
• ናይ 2018 ዓ/ም ሙሉእ ግብሪ ዝኸፈለን ንግዲ ፍቓድ ሕዘደሰን ። ተመዝገብቲ ተወሳኺ እሴት ታክስ /ቫት/ ኮይኖም ብእዋኑ ናይ ወርሓዊ ዲክለረሽን ሪፖርት ዝገበርሉ ዋንኡን ምሰ ሓደ ኮፒ መረዳእታ ካቅርብ ዝኸእል።
❖ ዝተሓደሰ መቅረባይነትን ንግዲ ፍቃድንናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርዲ ቲን ቁፅሪ ዘለዎ
❖ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ክህልዎ ኣለዎ ።
❖ እዚ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይኸፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኺቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለውሉ ዝኸፈት ምዃኑ።
❖ ተጫራታይ ናይ ዘሽነፎ 3ተ ፐርሰንት /ሚኢታዊ/ ዊዝ ሆልድ ክኸፍል ዝኽእል ፡፡
❖ ዓሌት ደርሀ ሳሶ ደርሆ ክኾና ኣለወን
❖ ናይተን ጫጩት ዕድመ 45 መዓልቲ ዝገበራ ምኻነን ካብ ፋርም ዝወፃሉ መዓልቲ መረጋገፂ መረዳእታ ደረሰኝ ዘቅርብ ።
❖ እዘን ጫጩት ናይቲ ከባቢ ወረዳ ቀይሕ ተክሊ ኩነታት አየር ፀባይ ተላሚደን ዝዓበያን ወይ 45 መዓልቲ ክሳብ ዝገብራ ብበዓል ሞያ ክትትል ናተገበረለን አብቲ ወረዳ ባዕሉ ኣዕቢዩ ናብቲ ዝተመረፀ ቦታ ወይም ጣብያ ከቅርብ ዝኸእልን
❖ 85% ተመሳሳሊ ክብደትን ቁመትን ሕብርን ዘለወን ክኾና አለወን ። ተመሳሳሊ ክብደት ዝለወን ማለት ክብደትን 450 ግራምን ልዕሊኡን ክኾና አለወን ።
❖ አብ ሓደ መዓልቲ ዕድሚኤን ናይ ዘB1.Gumbor And Mareks አብ ፋርም ዝተኸተባ ምኻነን አብ 10ይ መዓልቲ ዕድሚኤን ናይ ላሶታ ኩለን ዝተኸተባ ምኻነን አብ 14 መዓልቲ ዕድሚኡን ናይ ጉመቦሮ ዝተኸተባ ምኻነን አብ መበል 21 መዓልቲ ናይ ላሶታን አብ 28 መዓልቲ ናይ ፎውልፖክስ ክትባት ዝወሰዳ ምኻነን ብበዓል ሞያ መረጋገፂ መረዳእታ ዘቅርብ
❖ ካብ መጀመርያ ጀሚሩ ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ናተከታተለን ዝዓበያ ምኻነን መረጋገፂ መረዳእታ ዘቅርብ
ናይ ቀለብ | Specification ዝምልከት
❖ Protein 16$ (ሃናፂ ንጥረ ነገር)
❖ ME(kca/kg)n2800 ( ሓይሊ ዋሃቢ )
❖ ስዓራይ _ ምዃኑ ምስ ተፈለጠ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ገይሩ ናብ ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ጣብያ ሳንታ ገለበዳ ማእኸል መሰልጠኒ ሓረስቶስ ከቅርብ ዝኸእል
❖ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስ ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ከ/ስ/ዕ/ን/ ምም/ርን ብምውሳድ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ።
❖ ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምኸፋቱ መኽበሪ ጨረታ ዝኸውን ብር 10,000 /ዓሰርተ ሽሕ ቅርሺ ጥራሕ ብcpo ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝኸእል ።
❖ ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 08 /05 /2018 ዓ/ም ክሳብ 18/05/2018 ዓ/ም ጨረታ ዝሓዘ ፖስታ ብዝግባእ ዓሽጉ ብምምፃእ ሰነድ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ነዚ ተባሂሉ ምእታው ይከኣል።
❖ እቲ ጨረታ ዕለት 18/05/2018 ዓ/ም ልክዕ ስዓት 4፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ስዓት 4፡45 ቅድሚ ስዓት ይክፈት ዝኸፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቀይሕ ተኸሊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳር ቀፅሪ ውሽጢ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለውሉ ይክፈት ። ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጓጎልን
❖ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ በጀቱ ሪኡ 20% /ሚኢታዊ/ ክውስኸን ክቅንስን ይኸእል እዩ ።
❖ ስዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልቲ 10% መኸበሪ ውዕል አትሒዙ ውዕል ክኣስር ዝኽእል።
❖ ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምም/ርን ወ/ቀ/ተኸሊ እዚ ጨረታዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙልእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
❖ ተወሳኺ ሓበሬታ÷ 0924486312 ደዊሎም ምሕታት ይኸእሉ
ምስ ሰላምታ
ቤት ፅ/ት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስ ወ/ቀ/ተክሊ