ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈለን ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ መቅረባይነት መለለይ ቁፅሪ ዘለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝጋቢ ዝኮነን ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት መረጋገፂ ዘቅርብ

3 ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕዳግ ክፍሊ ቢሮ 2ይ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ቀዳማይ ደብሪ ቁፅሪ 2 ካብ ዕለት 2/5/2018 ዓም ክሳብ 16/5/2018 ዓም ዘይምለስ 800 ቅርሺ ብምክፋል ምዉሳድ ይክእሉ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 16/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይከፈት

5 ቤት ፅሕፈትና ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344407335 0914755845