ቑፅሪ ዕክንም 12171/2-3/1/01
ዕለት 05/05/2018 ዓ/ም
ንኻልኣይ ጊዜ ዝወፀ ፕሮፎርማ
ቑ ፕሮ- 38
ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክስስ ትገራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክተረት ዕደጋ ሩይናንስ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ግልጋሎት ዝዕል ናይ ኤሌክሮኒክስ ኣቅሓ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ኣብዚ ክትወዳደሩ አትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንገዲ ዘርፍኩም መሰረት/
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቓድ & ቲን ናምበርን ባት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብስ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰስስቲሹ _ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መገስፃ ብምትሕሓዝ መሲሕኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕስት 05/05/18 ዓ.ም ክሳብ 07/05/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይገባሽ፡፡ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕስት 08/05/2018 ዓ/ም ስዓት 3:30 ዝኽፈት ምዃና ንገስፅ፡፡
2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣስዎ
3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነበረ ኣብ ውሽጢ3/ሰስስተ/ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ
ትራንስፖርት ንብረት ከርክብ ዝክለስ
4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ገዜ ውሽጢ ከተርከቡትኽእሱ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመስሉ ይገባሽ ሳዓራይ ምስተባሃስ ዘየቅርብ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉስእላሽ ተሓታቲ ይኸውን
5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሲሉ ዘቅርብ ካብ ዘድድር ወፃኢ ይገበር
6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐስ ምስከታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሱ መዓልቲ _ ጀሚሩ ን7ተ ናይ ስራሕ መዓስትታ ጥራሕ ይኸውን
7. መምስ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምም/ር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ
8. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ሩይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምጠሳኽ ከምሉ ጡን ብሙሉእ ወደ ብኽሩስ እቲ ፕሮፎርማ በረታ ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓስበ አየ፡፡
ንዝደስ ሓበሬታ ብለካል ወይ ብሰስኪ ቑፅሪ 0914732577 ምሕታት ደካሽል
ዋጋ መምሰሊ
| ተ/ቑ | ዓይነት ግልጋሎት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ | ||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ብር | ሳን | ብር | ሳን | ||||||
| 1 | Lap top Core 7 | With attached specification | pcs | 01 | |||||