ቤት ፅሕፈት ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ

1 ብንግዲ ዘርፍኩም ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም

2 ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገብኩም መረዳእታ

3 ናይ ወርሒ ሕዳር 2018 ዓም ዲክሊር ዝገበርክምሉ መረዳእታ

4 ጨረታ መክበሪ 5000 ቅርሺ ክተቅርቡ እትክእሉ

5 ካብቲ ጨረታ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግዝያዊ ቤት ምክሪ ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሪት ዕድጋን ፋይናንስን ምምሕዳርን ቁፅሪ 8 መፂእኩም ዘይምለስ ብር 100 እናከፈለኩም ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ እትክእሉ

6 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 1/5/2018 ዓም ክሳብ 15/5/2018 ዓም ዝዕፀወሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ዝክፈተሉ ዕለት 15/5/2018 ዓም ሰዓት 4:30 ይከዉን

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ 0341420117 0344416570 045825857 0914748486