በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

ዕለት 04/05/2018

ቁፅሪ ፕሮፎርማ 11

ንሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ መቕረቢ

ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መካይን መለዋወጥ ኣቁሒት ብፕሮፎርማ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 04/05/2018 ክሳብ ዕለት 06/05/2018 ዓ/ም 8፡30 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት አብ ወሽጢ 5 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣብ መኽዘንኩም ምሕላዉ ከተረጋግፁ ንሕብር።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከምሕጋዊ ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ካብ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ዘሐደሰ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

5. እዚ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምዝራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡

ተ/ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ፊትሮ ናፍጣ ፕለይመሪኮብራ ብሸፍቱብቁፅሪ01
2ፊትሮ ናፍጣ ሰኮንደሪኮብራ ብሸፍቱብቁዕሪ01
3ፊልትሮ ዘይቲኮብራ ብሸፍቱብቁዕሪ02
4ፓድ ኪትኮብራ ብሸፍቱብሴት02
5ሹኪትኮብራ ብሸፍቱብሴት02
6ቦልጀይንት ኣፐርኮብራ ብሸፍቱብቁፅሪ02
7ቦልጀይንት ለወርኮብራ ብሸፍቱብቁፅሪ02
8ቡሺንግ በኮላኮብራ ብሸፍቱብቁፅሪ04
9ፕሮፕራል ሻፍት ድሕሪትናይ ኮራ ብሸፍቱብቁፅሪ01
10ፊዩል ፊሊተር ሃንድ ፓይፕናይ ኮራ ብሸፍቱብቁፅሪ01

ናይ ፕሮፎርማ መቅረቢ

ሽም

ፊርማ

ኣድራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ህንፃ 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5

ጥቃ ደደቢት ስ.ቁ 0344401875