ፀጋይን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ሩባ

ምልክታ ጨረታ/ሰነድ ጨረታ

ፀጋዴን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ነጋዶ ከተማ ፋፂ ኣብ 2018 በጀት ዓመት ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ህንፀት ናይ ማእከል ዕዳጋ ናይ ንግዲ ድርጅት መስረሒ ዝውዕል ሳይንተርያስ ማተሪያስ ኣወዳዲሩ ብጨረታ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት ኣብ እዚ ጨረታ አትጫረቱ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ምስክታ ጨረታ ይዕድም።

❖ ተጫረቲ ከማስእዎ ዝግበኦም ረቁሓታት ከምዝስዕብ ይከውን

1. ተጫረቲ ሽም፤ ፌርማ፤ኣድራሻ፤ ማህተም ኣብ እቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገበረሱ ኣለዎ።

2. አቲ ዓውደ ስራሕ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ናይ መቅረባዴነት ምዝገባ መስስዩ ካርዲ ናይ ገብሪ ከሩሲ መርስዩ ቁፅሪ(TIN) ዝተጋናዘበ መረዳእታ ኮፒ ዘቅርብ

3. በዚ መሰረት ዝተዳስወ ሰነድ ጨረታ ካብ ወረዳ ጉሎመካዳ ከተማ ሩፂ ፀጋዴን መሓሪን ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ፋና ዕቃርን ስቃሕን መናእሰይ ህንፃ መሳረሒ መዝገቦ ትኩእ ምስክታ ካብ ዝወፀሱ ዝተስጠፈሱ ዕለት ጀሚሩ 1000 ብር/ሓደ ሽሕ ብር/ ብምክፋል ሰነድ ምውሳድ ትክእሉ ምካንኩም።

4. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ኣብ ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ጉስመካዳ ከተማ ፋፂ ፀጋዴን መሓሪን ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ሩና ዕቃርን ልቃሕን መናእሰይ ህንፃ መሳረሒ መዝገቦ ትኩእ ምካኑ ክትፈልጡ ደገባእ።በዚ መሰረት ጨረታ ዝመፀሱ ዕለት 27/04/2018ዓ/ም ጨረታ ሰነድ ዝዕፀወሉ ዕስት 07/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፤30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ በቲ ዕለት 07/05/2018ዓ/ም ሰዓት 5፤00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ወረዳ ጉስ መካዳ ከተማ ሩፂ ፀጋይን መሓሪን ዘመናዊ ዕዳጋ ማእከል ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ፋና ዕቃርን ስቃሕን መናእሰይ መዝገቦ ትኩእ ይክፈት።

5. ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ንብረት ርክክብ ዝፍፀመሱ ቦታናብ ወረዳ ጉስካዳ ከተማ ሩፂ ፀጋደን መሓሪን ዕዳጋ ማእከለ ናይ መጋዓዝያን መፅዓንን መራገፍን ካብ መቅረባይ ምካኑ ፈሊጡ ከጫረት ኣለዎ።

6. ፀጋዴን መሓሪን ሕ/ማሕበር ዕዳጋ ማእከል ከተማ ሩፂ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሱ ዝተሓለወ እዩ።

7. ጨረታ መክበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ውሕስና 200,000 ብር ብሽም ፀጋዴን መሓሪን ሕ/ሽ/ማሕበር ዘቅርብ።

8. ሰዓራይ ተጫራታይ ውዕሊ መክበሪ ጨረታ ካብ ዝመልኦ ጠቅላላ ዋጋ 5% ከትሕዝዝክእል ክከውን ኣለዎ።

9. ዝሰዓረ ተጨራታይ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል ክከውን ኣለዎ።

10. ኣድራሻና ወረዳ ጉሱመካዳ ተማሩፂ ጥቃ ወረዳ ምምሕዳር ፊትንፊት ፋና ዕቃርን ልቃሕን መናእሰይ መዝገቦ ቱኩአ ህ/መሳረሒ እዩ።

❖ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914126658/0951314040 /0977147440 /0914765242 /0968950404 ምድዋል ይከኣል።

ዋጋ መምስ ሰነድ ጨረታ

ተ.ቁዝርዝር ንብረትዝርዝር መገስፂ(Specificationመዐቀኒበዝሒናደ ሓደ ዋጋጠ/ላሳ ዋጋመብርሂ
ብርሳንብርሳን
1U PVCበዓል 160ብቁፅሪ415
2UPVCበዓል 110ብቁፅሪ40
3ሀ ሼልቮ 90°በዓል 160 |ብቁፅሪ150
4ሀ ሮዲሰር160–110 |ብቁፅሪ245


ሽም ጨረታ ዝመሰለ ኣካለ

ፌርማ

ኣድራሻ ሞባይስ ቁፅሪ