ፕሮፎርማ ናይ ኤሌክትሮኒክስ
| ተ.ቁ | ዓይነት ሕትመት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ጠቅላላ ዋጋ ብዘይ ቫት | ጠቅላላ ዋጋ ብዘይ ቫት | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | HP Desktop computer | 8th generation,corei- 7,SSD 512(original), HDD 500,RAM 16GB,24 inch used monitor | Set | 01 | |||
| 2 | HP Desktop computer | 8th generation, corei- 7,SSD 512(original), HDD 500,RAM 16GB,19 inch new monitor | Set | 02 | |||
| ድምር | |||||||
| ቫት | |||||||
| ጠቅላላ ድምር | |||||||
ክማልኡ ዝግብኦም ረቋሕታት
1. ተጫረትቲ በቲ ዘርፊ ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ ምስክር ወረቀት (TIN) ፣ ኣብ ናይ መንግስቲ መቅረባይነት ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖም ምስክር ወረቀትን ቫት ተመዝጋባይነትን ሰርቲፊኬት ኮፒ ጌሮም ከቅርቡ ዝኽእሉ፤
2. ዝሰዓረ ተጫራቲ ሰዓራይነቱ ምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 2 መዓልቲ ናብ ትካልና ብናይ ባዕሉ መጓዓዓዚ ከረክበና ዝኽእል፤
3. እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 28/04/2018 ክሳብ 02/05/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 02/05/2018 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ትካልና ይኸፈት።
4. ተጫረቲ ናይ ድርጅቶም ማህተምን ፊርማን ኣድራሻን ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ብንፁር ብምግባር ብፖስታ ዓሽጎም ከቅርቡ ይግባእ፤
5. ትካልና ካብ ብር 20,000 ን ልዕሊኡን ናይ ንብረት ዕድጊትን ካብ ብር 10,000 ን ልዕሊኡን ናይ ግልጋሎት ዕድጊታት 3%(withholding tax) ትካልና ባዕሉ ከምዝእክብ ምፍላጥ የድሊ፤
6. ትካልና ብድሌቱ ክሳብ 20% መጠን እቲ ፕሮፎርማ ክቅንስ ወይ ክዉስኸ ይኽእል፤
7. ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ እዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕሉው እዩ። ኣድራሻና: - ኣብ ሮማናት ኣደባባይ ባንኪ ኣቢሲንያ ኣብ ዝርከበሉ ህንፃ 3 ደብሪ ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣ/ማ ንርከብ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0967-568418/0967-557103 ይደውሉ።