ምልክታ ፕሮፎርማ
ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ኣብ ቐፅሪ ግቢኡ ዝርከብ ኣብ 0.4 ሄ/ር ዝዓረፈ ጠቅላላ ሸምባቆ ብናይ ባዕሉ ጉልበት ዓፂዱ ንዝወስድ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ በዚ መሰረት
➢ ብናይ ባዕሉ ሰራሕተኛ ጠቅላላ ኣብ 0.4 ሄ/ር መሬት ዝዓረፈ ቆሪፁ ዝወስድ ብውልቀ ይኹን ብጉጅለ ምጭራት ዝከኣል ምኻኑ
➢ እቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኾነ ኣብ ውሽጢ 2ተ መዓልቲ ጠቅላላ ናይ ዘሸነፎ ዋጋ ጠቅላላ ክፍሊት ክኸፍል ዝኽእል
➢ ቅድሚ ዋጋ ምምልእ እቲ ኣብ 0.4 ሄ/ር መሬት ዝዓ ሸምባቆ ብኣካል ቀሪብካ ምርኣይ የድሊ
➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 04/05/2018 ዓ/ም /ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ሰዓት 8፡20 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ይኽፈት
➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብ ሊቁ 09 00 66 61 49 ምሕታት ይከኣል
| ተ.ቁ | ዓይነት ዝጓዓዓዝ ንብረት | መዐቀኒ | በዝሒ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|
| ሸምባቆ | 0.4 ሄ/ር | ጠቅላላ |