1 ተጫረቲ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር :ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ተመዝጋባይ ምካኑ ዝገልፅ መረዳእታ : ተካራይን መካራን ምኮኑ ዝገልፅን ካልኦት ኣድለይቲ ዝበሉ መረደእታት ከቅርብ ዝክእል
2 ተጫረቲ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ሰነድ ጨረታ መግዘኢ 300 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ንግዲ ትግራይ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን መፂኦም ምዉሳድ ይክእሉ
3 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ወይድማ ብኣንኮንድሽናል ባንኪ ጋራንት ከትሕዝ ዝክእል
4 እቲ ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዜ ኣብ ሰዓት ስራሕ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ወይድማ ብቁፅሪ ፖስታ 14 ምለኣክ ይከኣል
5 ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ምስዓሩ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ን 5 ተከታታሊ መዓልቲ ናብ ኢንተፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ ብኣካል ብምቅራብ ዉዕሊ ክኣስረ ዝክእል
6 ጨረታ ሰዓራየ ዝኮነ ዉዕሊ እንተዘይኣሲሩ ነቲ ጨረታ መከበሪ ዘትሓዞ ብሙሉኡ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ
7 እቲ ጨረታ 8/5/2018 ዓም ንጉሆ ሰዓት 3:30 ተዓፂዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት አቲ ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ግዜ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ይምረፅ
8 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0342404632 / 0914734474 /0914765723