1 በዚ ዘፈር ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
2 በቲ ዘፈር ናይ 2018 ዓም በጀት ዓመት ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰ ከምእዉን ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባይነት ዘለዎ
3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዝተመዝገበ ምካኑ ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
4 ኣብ ናይ ናይ ፈልሲ ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን ተወሳኪ እሴት ታክስ ምዝገቡን ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2018 ዓም ሒሳብ ዘወራደርሉ መረዳእታ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ
5 ሰነድ ጨረታ ካብ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 20/4/2018 ዓም ሰዓት 2:30 ጀሚሩ ክሳብ 5/5/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ካብ ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ከይዲ ስራሕ ዕድጋ ንብረት ምምሕዳርን ንጎንቲ ብነፃ ንናይ ፈልሲ ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 7 ምዉሳድ ይከኣል
6 ተጫራቲ መጎዓዝያ ካልኦት ወፃኢታት ብናይ ባዕሉ ብምሽፋን ናብ ወረዳ ዓድዋ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ከቅርብ ዝክእል
7 መከበሪ ሰነድ ጨረታ ናይ ፈልሲ ጣብያ ፕላስቲክ ትቦን 30000 ብር : ንጎንቲ 3000 ብር ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ቼክ ስፒኦ ወይ አብ ኩነታት ዘይተመሰረት ዉሕስና ባንኪ ከትሕዝ ዝክእል
7 ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ዝሐዘ ኮይኑ ድሕሪ ዉዕሊ ምእሳር ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ እቲ ንብረት ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓድዋ ከቅርብ ዝክእል
8 ሰነድ ጨረታ 20/4/2018 ክሳብ 5/5/2018 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክሳብ ሰዓት 4:00 ንጉሆ ኣታዊ ኮይኑ ልክዕ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 4:15 ንጎሆ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊያን ወከለቶም እቲ ጨረታ ይክፈት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ዋላ ኣይርከቡ እቲ ጨረታ ከብ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን
9 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ገዘ ካብ 15 ማዕልቲታት ዘይበልፅ ይከወን
10 ተጫረቲ ንዝቅርብዎ ንብረት ቤት ፅሕፈት ብዘቅረቦ ስፐስፊኬሽን ብወካሊኢ መርኣያ ወይ ብባዕል ሞያ ብዘረጋገፆ መሰረት ከቅርብ ዝክእል
11 ቤት ፅሕፈትና 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ
12 ተጫረቲ ዘቅርብዎ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ክህልዎ ይግባእ
13 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914175554 0946468445 0914744942