ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ፕሮፎርማ መፍለይ ቁፅሪ 18/2018

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ቤት ፅሕፈትና ብአውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተ ማይ ንኤሌክትሪካል ስራሕቲ ፅገና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤለክትሮ መካኒካል ስፔር አቁሑት ተዓዲጉ ንክቐርብ ብደ ቁ 22905 ቐ/መ/ማይ ብዕለት 08/04/2018 ዓ.ም ብ አውራ ከይዲ ስራሕ ቐረብ መስተማይ ተዓዲጉ ንክቀርብ ብዝቀረበ ሕቶ ዕድጊት መሰረት ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ኣብዚ ጨረታ ፕሮፎርማ ትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ሮቅሓ ክተማልኡ ይግባእ።

- ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘቅረበ ተወዳዳሪ ተቐባልነት የብሉን (ካብ ውድድር ወፃኢ) ይግበር

- ግብሪ ከፋሊ /TIN/ንምኻኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝኽእል

- ዘይተማለአ ደኩመንት ተቀባልነት የብሉን

- ናይ ተወዳደርቲ ድርጅት ማሕተምን ፊርማን ይገበር

- እቲ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል ::

ተ/ቑዓይነት ንብረትመጠንመዐቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1Fluke range 302-304,305,325 Fe True RMS Clamp Multi Meter ACDC With Field sense 600VPcs02

NB.

➢ እቲ ኣብ ላዕሊ ዝተዘርዘረ መረዳእታ ኮፒ ተገይሩ ተደሓሒዙ ክቀርብ አለዎ

➢ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ግዜ ካብ ዕለት 16/04/2018 ዓ.ም ክሳብ 18/04/2018 ዓ/ም

➢እቲ ፍቃድ ኮፒ ተደሓሒዙ ክቅርብ አለዎ

ኣድራሻ

ቤት መዛገጃ ክፍለ ከተማ ዓይደር ውርድ ኢልኻ ንርከብ ንዝበለፀ ሓበሬታ

ቤት ፅሕፈትግልጋሎት ማይፍሳስን ከተማ መቐለ 03 ቀበሌ ስ.ቁ.0344407335 ምድዋል ይከአል