1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ 2018ዓም ዘሐደስኩም እቲ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማህትመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ እንተኮይኖም ዋንኡ ምስ ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩም ዘሐደስክሙን
4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርድ ማለት እዉን ቲን ናመበር ዘለኩም
5 መከበሪ ጨረታ 6000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል
6 ንሐደ ሰነድ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ብምዕዳግ ክጫረት ዝክእል
7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ምልካታ ካብ ዝተጠቀዓሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣደለይቲ ሰነዳት ኮፒን ዋናን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገን ፖስታ ናይ ባዕል ዋና ማህተምን ፊርማን ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክትእትዉን ነተሓሳስብ
8 ምልካታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 13/4/2018ዓም ክሳብ 28/4/2017 ዓም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ድማ 28/4/2018 ዓም ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን
9 ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 28/4/2018 ዓም ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን
10 እቲ ዝሰዓርዎ ዝርዝር ንብረት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ናይ መጎዓዝያ ሐዊሱ ዘቅርብ
11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
12 ኣብቲ ዝወፀ እስፔስፈኬሽን/መግለፂ ምንክክኣ ወይ ምስራዝን ኣይፍቀድን
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0932278507 / 0914241282