ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

ዕለት 13/03/2018 ዓ ም

ቑፅሪ ት/ፋ//ፕ-ጨ/01

ምልክታ ዋጋ መቅረቢ ፕሮፎርማ ቑፅሪ /2018 ዓ/ም

ቢሮ ፋይናንስ ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ሓላፊ ንታ ቁፅሪ 4-19061 አ.አ መኪና ካብ EHCO በጀት ዝክፈል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፈርማ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ። በዚ መሰረት እዞም ዝስዕቡ ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ክትሳተፉ ፋ ትኽእሉላ።

መምርሒ ተወዳደርቲ ተጫረቲ

1. ናይ ዘመኑ 2018 ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም፡

2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ፣

3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪTIN ዘለኩም፡፡

4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ዝተሓደሰ ዘለዎ፣

5. 3% withholding tax ክኸፍል ዝኽእል፡

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 5 ̊ ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ክተቅርቡ ትኽእሉ ነጋዶ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድኹም፣ ናይ ግብሪ ከፋላይነት ቁፅሪ /TIN/ መለለይ ቁፅር ኹምን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፅና መወዳደሪኹም ሽም፣ ኣድራሻን ናይ ትካልኹም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 13/04/2018 ዓ/ም ክሳብ 15/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 10፡00 ክተቕርቡ ክትወዳደሩ ትኽእሉ።

7. እቲ ፕሮፈርማ ዕለት 16/04/2018ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንቢሮ ቑፅሪ 2-19 ይክፈት።

8. ሳዓርቲ እተቅርብዎ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቑሑት ቅቡልዝግበር ብናይ ቢሮና ኤንስፔክተር ብዘተጠየቀ ሰፐስፊኬሽን ምካኑ ምስ ተረጋገፀ ኣታዊ ይከውን::

9. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

10. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 07 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይኸዉን፡

11. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963 ደዊልኩም ምሕታት ይኽእሉ። ናይ ቢሮ ሓላፊ ንታ ቁፅሪ 4-19061 አ.አ ሞዴል Prado

ሞተር ሳይክል Yamaha

ተ.ቁዝድለ ዓይነት ንብረት Materialመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋመብርሂ
ብር
1Shoe Kit Front04465-60320Set01
2Pad Kit Rear04466-60140Set01