ማእኸላይ ቤት ፍርዲ መቐለ

ዕለት 10/04/2018 ዓ/ም

ዕ/ፋ/ን/ምም/ርቁ 007/2018 ዓ/ም

ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ከተማ መቐለ ማእኸላይ ቤት ፍርዲ ካብ ናይ መደበኛ በጀት ዓመት2018 ማይ ብቦጥ ኣወዳዲሩ ውዕል ክኣስር ይደሊ::

መምርሒ ተጫረቲ

1. በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ኮይኖም ናይዚ ዘበን : ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ሰርቲፊኬት፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲንናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዘሐደሱን፣ናይመቐረባይነት ዝኽእሉ፡

2. ተጫራታይ ቢሮ ካብ ዘውፅኦ ዝርዝር መግለፂ ወፃኢ ምቕራብ ኣይከኣልን "

3. ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ኣብ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሰንጠረዥ ሽምን ክታምን ማህተሞምን ፣ኣድራሻ ከስፍሩ ኣለዎም ፡፡

4. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 10/04/18ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/04/2018 ይኸውን፡

5. ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/04/2018 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፡፡

6. ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝክእል

7. ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ 8.እዚ ፕሮፎርማ ሰነድ ኣብ መንጎ ቤት ዕዮን መቕረባይን ሕጋዊ ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

9. ኣድራሻ ኣብ ከባቢ1ይ ወያነ ፖሊስ ቤት ፅሕፈት ጅብሩክ ወይራ ሆቴል ዝነበረ

10. ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቁፅሪ 0344-405093 ይደውሉ "

ተ/ቁዝርዝር ዝዕደግ ንብረትመግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋ
1ማይ ብሜትር 3ሜ321ሜ3

መብርሂ . ካብ ዝሓተትናዮ ስፐሰፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን

ቅጥዒ ዝመልኣ ነጋዳይ

ሽም -

ፌርማ

ሓላፍነት፡-