ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕ ማይ ትግራይ

ፕሮፎርማ ምልከታ

ኢንተርፕራይዝ ህንፀት ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ዓይነት ናይ ማይ ቦጥ ክራይ ስለዝደሊ እዚ ቅጥዒ ብምምላእ ሕጋዊ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም።

ሕቶ ዕደጋ ቁፅሪታረቁዓይነት ዝርዝርመፍለይ ቁፅሪመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ኢ/9488/ወ- 2/181ናይ ማይ ቦጥ5000ሜpcs1


NB: Toyota Plate No. 4-00238 & 4-01260

_ ዝተሓደሰ ንግድ ፍቃድን ቲን ናምበርን ቫትን ተመዝጋቢ እንተኾይኖም ድማ ናይ ቫት ሰርቲፊኬት ኮፒ ክትሕሓዝ ኣለዎ። 

_ እቲ ዝቅመጥ ዋጋ ቫት /ቲኦቲ /ዘለዎን ዘይብሉን ምኻኑ ብንፁር ክቅመጥ ኣለዎ፡፡

_ ሰዓራይ ምስዓሩ ካብ ዝፈለጠሉ ግዜ ጀሚሩ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ ግልጋሎት (ኣቕሓ ) ክህብ ኣለዎ።

_ ዘድሊ መረዳእታ ብፖስታ ተዓሺጉ ክምፅእ ኣለዎ ።

_ ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ካብ ዕለት 08 / 04 /2018 – 13/03 /2018ዓ/ም ሰዓት 11:00 እዩ።

_ ፕሮፎርማ ዝኽፈተሉ ዕለት 14 / 04 /2018 ዓ/ም ሰዓት 3:00 ይኸውን ።

_ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብኸፊል ወይ ድማ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።

_ ፕሮፎርማ ምዉሳድን ይካኣል። ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0342401921 ብምድዋል ወይ ዕደጋ ቀዳም አብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ዕደጋ ክፍሊ ብኣካል ብምምፃእ ምጥያቕንl