ኢንስቲትዮት ምርምር ጥዕና ክልል ትግራይ

ናይ 2018 ዓ/ም ምልክታ /ፕሮፎርማ/

ኢንስቲትዩት ምርምር ጥዕና ንትካልና ግልጋሎት ዝውዕል ቀረብ ኣቅሑት ሕክምና ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ

1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዝተመዝገብኩም

2. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ ቲን ምምዝጋብኩም መረዳእታ ከቕርብ ዝክእል

እንክተሎም መምርሒ

➢ ዋጋ መሊኡ ዝተወዳዳረ መቅረባይ እንተስዒሩ ኣብ ዝተብሃሉ እዋን ናይ ምቅራብ ግዴታ ኣለዎ ።

➢ ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ካብ ዕለት 07—10/05/2018 ክሳብ ሰዓት 3፡30 ምሃብ ትክእሉ ፡

➢ እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ዕለት 10/05/2018 ቅድሚ ቀትሪ ሰዓት 04፡00 ይክፈት።

➢ ኣብዚ ዝምላእ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ፕሮፎርማ ምስ ተከፈተ 7 ናይ ስራሕ መዓልቲ ይከዉን ።

➢ ዝሰዓረ ተወዳዳራይ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ሓፂር መዓልቲ ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ይገብር ።

➢ ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቀርብ ኣለዎ።

➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ / ከም ዉዕሊ የግልግል።

➢ ቢሮ መማረፂ እንተረኪቡ በቲ ጨረታ ኣይግደድን ፡፡

➢ ተጫረቲ ዋጋ ዝመልኡ በቲ ተቀሚጡ ዘሎ ዝርዝር ዓይነት መግለፂን መለክዕን በዝሕን ክከዉን ኣለዎ

➢ እዚ ናይ ጨረታ ምልክታ /ፕሮፎርማ /ከም ዉዕሊ የገልግል።

ዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመለክዒበዝሒሐደ ዋጋጠቅ/ዋጋ
1ኣልኮል ከለር ዘይብሉ96%ሊትሮ100
2ማስክ ናይ ሕክምናፖኬት50
3ግላቭፓውደር ፍሪፓኬት70