ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ

ፕሮፎርማ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ስፔርፓርት ንብረት ንክትዕድግ ሰለዝደለየት፡፡

ተጫረቲ ዘማልዕዎ ረቃሓታት

1. ናይ ንግዲ ፍቃድ ዘለወምን ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃደ

2. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዘሓለወ ዝኮነ ::

3. ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 02/04/2018 - 06/04/2018 ዓ/ም ይከውን፡፡

4. ናይ ፕሮፎርማ ሳንዱቅ ዝዕሸገሉ ዐ6/04/2018ዓ/ም ልክዕ 4;ዐዐ ኮይኑ ዝክፈተሉ ብተመሳሳሊ ዕለት ዐ6/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 4;3ዐ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ተወከልቲ ኣብ ዘለውዎ ኣብ ቀበሌ 15 ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዝክፈት ይከውን : :

5. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰ

6. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ : :