ምልከታ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ሰሜን ጥዕና ጣብያ ከ/ከ/ዓይደር ዝተፋላለዩ ዘገልገሉ ንብረትን ዓበይቲ ኦማት ዕንጨይቲ ብግሊፂ ጨረታ ኣወዳዲርና ንምሻጥ ስለ ዝደለና ንምግዛእ ንምውድዳር ደሌት ዘለኩም እቲ ንብረት ብኣካል ብምርኣይ ምግዛእ ይከኣል፦
ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባኦ ረቈሓታት
1. ዝኾነ ኣካል ሕብረተሰብ ድሌት ዘለዎ ምውድዳር ይኽእል
2. ጨረታ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 02/4/ 2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 12/4/2018 ዓ/ም ስዓት 8፡30 ይኸውን
3 ተወዳደርቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብብር 5ዐ ብምግዛኣ ካብ ሰሜን ጥዕና ጣብያ ዝርዝር ዝውግድ ንብረታትን ምውሳድ ይካኣል።
4. ስዓራይ ናይቲ ዝስዓሮ ንብረት ዋጋ ብጥረ ገንዘብ/ ናብ ባንኪ ኣታዊ ከገብር ይኸኣል።
5. ጨረታ ዝኸፈተሉ 12/04/8 ዓ/ም ድሕሪ ስዓት 8፡30 – ኣብ ቅድሚ ተጫርቲ ይኸፈት።
6. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብር 2500 ብጥረ ገንዘብ / ብCPO ብ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ይግባኣ።
7. እቲ ንብረት እብ ዝሰየጠሉ እዋን በዝሒ ክውስኽን ክቅንስን ይኽእል። ናይቲ ንብረት ኩነታት ሰነድ ብምግዛእ ብኣካል ምርኣይ ይካኣል።
8. ጥዕና ትካልና ዝሓሸ ኣማራፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ።
9. ስዓራይ ዝስዓሮ ንብረት ኣብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጋዓዓዚ የልዕል።
10. ኣድራሻና 03 ጥቃ ማሕበር መናእሰይ።
11. ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 091468055/09143053 ደዊልካ ምሕታት ይካኣል።
መብርሂ
ዝተዓሸገ ፖስታ ብላዕሊ ኣድራሻ ፌርማን ስልኪ ቁፅሪ ይፅሓፈሉ።