ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ

ፕርፎርማ --መቅረብቲ

2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቐዳማይ ወያነ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለው ንብረታት ብፐርፎርማ መሰረት ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ። ስለዚ ሕጋዊ ነጋዶ ኣብቲ ዕድመ ውድድር ክትሳተፉ ብክብሪ ይዕድም።

ፈርኒቸር

ታቑዓይነት ንብረትመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋመብርሂ
ብርሳን
1ማናጀርያል ቴብል 160 ሜትሮቑፅሪ2
2ሸልፍ ላዕልን ታሕትን ሰለስተ ተኸፋቲ ዘለዎቑፅሪ1
3ኮምፒተር ቴብል መትሮይ ኣርብዓይቑፅሪ1
4ሃይባክ ብድሕሪቱ ብረት መጎዝጎዚ ዘለዎቑፅሪ2
5ጌስት ወንበር መደገፊ ዘለዎቑፅሪ4

➢ ናይ መቅራባይነት ፍቃድ ዘለዎ

➢ መለለይ ቁፅሪ ክፍሊት(ቲን ናምበር) ምስክር ወረቐት ዘቅርብ

➢ ናይ ፐርፎርማ ሰነድ ከም ውዕሊ / የገልግል በቲ ዝቐረበ እስፐስፊኬሽን ተዘይ ኣረኪቡ ብሕጊ ፋይናንስ መምርሒ መሰረት ቅፅዓት ይውሰን

➢ ስርዝ ድልዝ ፐርፎርማ ኣያገልግልን

➢ ሰዓራይ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልቲ ንብረት የረክብ

➢ ሰነድ ካብ ቤት ትምህርቲ ካብ ዕለት 02/4/2018 - 11/04/2018 ዓ.ም ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብምምሃ ምውሳድ ይከኣል

➢ እቲ ጨረታ ዕለት 11/04/2018 ዓ.ም ሰዓት 4፡00 ተዓፂዩ ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ኣብ ዘለውዎ ይኸፈት