መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት

ምልክታ ጨረታ

መ/ሆ/11/ ለካቲት ንበጀት ዓመት 2018 ማይ ብቦጥ ምቕራብን ብግልፂ ጨረታ ክገዝእ ይደሊ በዚ መሰረት ካብ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቃሒ/መዕቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም

ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TIN/ ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ ፣ኣብ ሓዱሽ መቕረባይነት ዝርዝር ተመዝጋ ምዃኑ መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ዘቕርብ

1. ኣብ ቤት ፅ/ት ደኣንት ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ዘቕርብ

2. መኸበሪ ጨረታ ብር 5000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ CPO ከትሕዝ ዝኽእል

3. ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ጠለብ ብዉእል መሰረት ናብ መ/ሆ/11/ ለካቲት የረክብ

4. ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

5. ንመኽበሪ ውሕስና ጨረታ ዝቐርብ CPO ኣብ ውሽጢ ፖስታ ተዓሽጉ ክቐርብ ይግባእ

6. ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ሓደ ሚእቲ ብር እዩ

7. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት 03/04/2018 ጀሚሩ ንተኸታተልቲ 10 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ቢሮ ቁፅሪ53 እንዳገዛእኹም ምውሳድ ይከኣል

8. ተጫረቲ ደቀቕትን ናኣሽተይን እንተኾይኖም ደ.ኣ.ን.ት ንምዃኖም መረጋገፂ እንተቕሪቦም ሰነድ ጨረታ ክገዝኡ ኣይግደዱን

10. እዚ ጨረታ ዕለት 14/04/2018 ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኽፈት

11. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኸፈት ይኽእል

12. መ/ሆ/11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0344420046