በቑፅሪ 185/ዐፕ18-1/18
ዕለት 30/03/2018 ዓ/ም
ፕሮፎርማ ምልክታ
ሓፈሻዊ መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑት ፅሕፈት መሳርሒ ኣቅሑት ፅሬት ኣቕሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ፡
1. ብዘፈር ዓውደ ስራሕ ልዕል ኢሉ ብዝተጠቐሰ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፡ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣
2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 30/03/2018 ዓ/ም ክሳብ 02/4/2018 ሰዓት 3፡30 ተዓፅዩ ወዲያው ይኽፈት
3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ንብረት ሰዓርቲ ምምዃኖም ደብዳበ ካብ ዝበፅሖም ዕለት ጀሚሩ ናብ ትካልና ኣብ ሓፂር ግዘ ብናይ ባዕሎም/ለን ትራንስፖርት ኣታዊ ክገብሩ ዝክእሉላ
4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ የገልግል
6. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም/ለን ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ
7. ዝምላእ ዋጋ መቐለ ሆስፒታል ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክኸውን ኣለዎ
8. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ
ዝተሓለወ እዩ፡
9. ዝቐርብ ደረሰኝ ተኸታታሊ ቑፅሪ ዘለዎ ክቕርብ ርባ ዝኽእሉ ላ