1 ናይቲ ዝወዳደርሉ ዘፈር ንግዲ ናይ 2017 ዓም ወይድማ ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዝተሐደሰ : ዝተሐደሰ ናይ 2018 ዓም መረዳእታ መቅረባይነት ዝሐዘ : መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን : ተወሳኪ እሴት ታክስ ሰርተፈኬት መረዳአታን አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእለ
2 ናይ ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ መስከረም 2018 ዓም ሒሰብ ዘወራረደሉ መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ አለዎ
3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ እናከፈለ ካብ 29/3/2018 ዓም ክሳብ 13/4/2018 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈትና ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ክ/ዕ/ምምሕዳር ንብረት ንምዉሳድ ይከኣል
4 ጨረታ መከበሪ 15000 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል
5 እዚ ጨረታ ዕለት 14/4/2018 ዓም ቅ/ቅትሪ 4:00 ተዓፅዩ ቅ/ቀትሪ 4:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፃዕዳ እምባ ይክፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914 618815 / 0945103045 / 0923301233