ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስት ማይ ከተማ ዉቕሮ

ምልክታ ጨረታ

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዉቕሮ ኣብ በጀት ዓመት 2018ዓ/ም ዘለዎ ናይ ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት ፅሕፈት ዝውዕል ዝወፀ ግልፂ ጭረታ ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ፕሪንተር ኮምፒተር፣ ፅሕፈት መሳርሒ ፣ ናይ ፅሬት ኣቁሑት ፣ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ መኪና ጎማ ግልፂ ጭረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ። ስለዚ ንዝስዕብ እተማልኡ ተወዳደርቲ -

ናይ 2018ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድን መለለይ ካርድን ዋናን ቅዳሕን ዘቕርብ ቫት ተመዝገብትን ቲን ናምበር ዘለዎ ግብሪ ክፍሊት ከቕርብ ዝኽእል ናይ ዝተረትዎ ዝርዝር ኣቁሑት ዝገልፅ ሕጋዊ ማህተም ዘለዎ ብ2' ኮፒ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ፖስታ ተዓሸጉ ዘቕርብ

ዝርዝር ዝጫረቱ ንብረታት

1. ናይ መገጣጠሚ፣ ትቦታት ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 600 (ሽድሽተ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 20,000 ( ዒስራ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

2. ናይ ፕሪንተር፣ ኮምፒተር ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 400( ኣርባዕተ ሚኢቲ) ብር ብምግባእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 15,000( ዓሰርተ ሓሙሽተ ሽሕ)ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

3. ናይ ፅሕፈት መሳርሕይ ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 500( ሓሙሽተ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 10,000(ዓሰርተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4. ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 300(ሰለስተ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 10,000 ( ዓሰርተ ሽሕ) ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

5. ናይ ፅሬት መሳርሕይ ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 200(ክልተ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 5,000( ሓሙሽተ ሽሕ) ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

6. ናይ መኪና ጎማ ኣቁሑት ናይ ጭረታ ሰነድ መግዝኢ ዘይምለስ 600( ሽድሽተ ሚኢቲ) ብር ብምግዛእ ናይ ጭረታ ሰነድ መክበሪ 20,000 (ዒስራ ሽሕ)ብር ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል 24/3/2018 ክሳብ ዕለት 13/4/2018 ኩሉ ግዜ

7. ናይ ትቦታት መጋጣጠምታት ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይካኣል። ዝዕሸገሉ ዕለት 13/4/2018 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ዕለት 13/4/2018 ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ ንገልፅ

8. ናይ ፕሪንተር ኮምፒተርን ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 24/3/2018 ክሳብ ዕለት 13/4/2018 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይካኣል። ዝዕሸገሉ ዕለት 13/4/2018 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ዕለት 13/4/2018 ሰዓት 9፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እውን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ ንገልፅ

9. ናይ ፅሕፈት መሳርሕይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 24/3/2018 ክሳብ ዕለት 13/4/2018 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይካኣል። ዝዕሸገሉ ዕለት 14/4/2018 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/4/2018 ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

10. ናይ ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 24/3/2018 ክሳብ ዕለት 13/4/2018 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይካኣል። ዝዕሽገሉ ዕለት 14/4/2018 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ዕለት 14/4/2018 ሰዓት 9፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ ንገልፅ

11. ናይ ፅሬት መሳርሕይ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 24/3/2018 ክሳብ ዕለት 13/4/2018 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይካኣል። ዝዕሸገሉ ዕለት 15/4/2018 ሰዓት 3፡30 ኮይኑ ዝኽፈተሉ ዕለት 15/4/2018 ሰዓት 4፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ ንገልፅ

12. ናይ መኪና ጎማ ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 24/3/2018 ክሳብ ዕለት 13/4/2018 ኩሉ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት ቀዳም ቅድሚ ሰዓት ሓዊሱ ካብ ቢሮ ቁፅሪ 10 ቤት ፅሕፈት ምግዛእ ይካኣል። ዝዕሸገሉ ዕለት15/4/2018 ሰዓት 8፡30 ኮይኑ ዝኸፈተሉ ዕለት 15/4/2018 ሰዓት 9፡00 ተወዳደርቲ ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘለዉሉ እንትኸዉን እንተዘይተረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ናይ ምኽፋት መሰልና ሕልው ምዃኑ

13. ተወዳደርቲ ጭረታ ምስ ተከፈተ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ናይ ቅሬታ መቅረቢ መዓልቲ ይኸውን ። ድሕሪ 2' መዓልቲ ናይ ውዕሊ ምእሳር ይኸውን ። ብተወሳኺ ናይ ዝስዓርዎ ንብረት ዋጋ 10 ብሲፕኦ ሒዝም ምስቀረቡ ውዕሊ ይኣስሩ።

14. ኩሎም ዓይነታት ንብረት ብዝተቀመጠ ግዜ ሰዓራይ ናይ ዘሸነፎ ንብረት ኣብ ውሽጢ 10ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእልን እቲ ንብረት ብባዓል ሞያ ተረጋጊፁ ኣታዊ ዝግበር ምካኑን ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ናብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ውቕሮ ከምፅእ ዝክእል

15. ኩሎም ዓይነታት ንብረት 20% ካብቲ ዝተሸነፈ ንብረት ምውሳክ ወይ ምቅናስ መሰልና ሕሉው ኮይኑ ቤት ፅሕፈት ዘሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጭረታ ሙሉእ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉው ይኸውን ።

ተወሳኺ ሓበሬታ ስ.ቁ 0914163991 ወይ 0964534336 ወይ 0914722968 0914161391