ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ቑፅሪ ዕክንም 2/4/23/1/01

ዕለት- 24/03 /2018 ዓ/ም

ምልክታፕሮፎርማ

ቑ ፕሮ-25

ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይሪክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰ ንብረት ምምሕዳር ንቤት ፅሕፈት ጊ/ምም/ር ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ምልክታ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሰብ ትካላት/ብንግዲ ዘርፍኩም መሰረት/

1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ& ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገቡ እንተኾይኖም ናይ ቫት ዝተመዝገብሉ ሴርቲፍኬት መቅረባይነት ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኹም ብፖስታ ኣሽኩም ካብ ዕለት 24/03/18 ዓ.ም ክሳብ 26/03/2018ዓ/ም ሰዓት 11:30 ናብ ቑፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቅራብ ይግባእ፡ ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 29/03/2018ዓ/ም ስዓት 3፡30 ዝኸፈት ምዃና ንገልፅ፡፡

2. እቲ ዝቀረበ ኣቅሓ/እቲ ዝስራሕ ስራሕ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናል ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሳዓራይ ምስ ተነፀረ ኣብ ውሽጢ ሓደ ማዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝኸእል

4. ብውዕሊ መሰረት ክትሰርሑ ምኻንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ ዋጋ መሊኡ ዘቅርብ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ መዓልቲ ጀሚሩ ን7ተ ስራሕ መዓልቲ መዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

7. መምለኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ዝምምሃር ቢሮ ቁፅሪ 3-18 ወፅእኩም ውሰዱ

8. ስዓራይ ዝንፀር ብጠቅላላ ድምር ይኸውን

9. ቤት ፅሕፈት ፕረዚደንት ዳይ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር/ ኣብ ዘውፅኦ በዝሒ ምቅናስ ምውሳኽ ከምኡ ውን ብሙሉእ ወይ ብኽፋል እቲ ፕሮፎርማ ጠረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ ንዝደለ ሓበሬታ ብአካል ወይ ብሰልኪ ቑፅሪ ምሕታት ይካአል//0914732577/