ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ካብዚ ንታትሕቲ ዝተጠቀሱ ናይ ፅሬት ኣቁሑ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ በዚ መሰረት፦

➢ ናይ 2108 ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ::

➢ ሕጋዊ ናይ ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል ::

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 26/03/2018 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 8:00 ሰዓት 8:20 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይኽፈት ::

➢ ተወዳዳራይ ሰዓራይ ምኻኑ ምስተነገሮ ኣብ ውሽጢ 2 ናይ ስራሕ መዓልታት እቲ ንብት ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ኣታዊ ይገብር ::

➢ ካብ ዝኣዘዝናዮ መፍለዪ ኣቅሓ ንብረት ወፃኢ ምቅሪ ተቀባልነት የብሉን ::

➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ ::

እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ከም ውዕሊ የገልግል ::

ተ.ቁዓይነት ኣቅሓመዐቀኒበዝሒነፀላ ዋጋጠቅላላ ዋጋመለለዪ /specification/
1ኦሞ 200gmጭረት05
2ኣጃክስ ሳሙና ዓብይካ/ቶን02
3ናይ ክዳን ሳሙና 250 gmካ/ቶን04
4ቡሩሽ መሕሀቢ ከፍቲቑፅሪ06ዓብዪ
5ብሩኽ መኮስተሪቑፅሪ10
6ጋንቲዕምዲ06
7ፎጣ ቁሩፅራፅቑፅሪ60ሓርፋፍ