መባእታዊ ሆስፒታል 11 ለካቲት

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ሊድ በሪ ብግልፂ ጨረታ ክንገዝእ ንደሊ በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘ ረቃሒ/መዐቀኒ/ንተማልኡ መቕረብቲ ይዕድም፡-

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎ ፣ቲን/TI/ ቁፅሪ መረጋገፂ ዘቕርብ

2. ዝሰዓረ ተጫራቲ ንዘቕርቦ ሕጋዊ ንግዲፍቃድ ዘለዎን መረዳእታ መሰረት ተረዳዲኡ ኣቁሑት ዘቅርብ 3 ተጫረቲ ኣብ ዝመልእዎ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መዕሸጊ ፖስታን ሽሞም ፊርማን ናይ ትካሎም ማህተምን ከዕርፉ ይግባእ

4. ዋጋ ጨረታ ሰነድ ብር 100.00/ ሓደ ሚኢቲ ቅርሽ / እዩ

5. ተጫረቲ እዚ ጨረታ ካብ ዝተቓለሐሉ እዋን ካብ ዕለት23/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 30/03/2018 ዓ/ም ንተኸታተልቲ 07 ማዓልትታት ሰነድ ጨረታ ካብ ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን 5ይ ደብሪ እንዳገዛእኹም ምውሳድ ትክኡ/ላ/

6. ሰነድ ጨረታ ዝምላእ ዋጋ አብናይ ትካልና ዘዳለዎ ዝርዝር ዝሓዘ ሰነድ ጥራሕ ክከውን ኣለዎ ካብዚ ወፃኢ ተቐባልነት የብሉን

7. እዚ ጨረታ ዕለት 30/03/2018 ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4: 30 ሰብ ዋና ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለውሉ ይኽፈት ደ/ከ/ስ/ዕ/ን/ፋይናንስ ምምሕዳርን ንብረትን

8. ዝቐረበ ሰነድ ጨረታ ዝተማልአ ኮይኑ እንተተረኺቡ በዓልዋና ብዘየብሉ ክኽፈት ይኽእል

9. መ/ሆስፒታል 11 ለካቲት ነዚ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ሕልው እዩ

10. መ/ሆ/11/ለካቲት ኣብዚ ጨረታ ምልክታ ዘየካተቶም ብመምርሒ ዕደጋ ኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ተገዛኢ ዝከውን

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0930325239