ግልፂ ናይ ጨረታ ምልክታ
ቅዱስ ፍሬምናጦስ አባ ሰላማ ከሣቴ ብርሃን መንፈሳዊ ኮሌጅ ንደቀመዛሙርቲ ቀለብ ዝኸውን ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፀብሒ ኣእኻል ብጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ
ስለዝኾነ ፡
• ናይዚ ዓመት ንግድ ፈቃድ ዘሐደሰ።
• VAT/TOT ተመዝጋቢ ዝኾነ
• ብመቅረባይነት ዝተመዝገበ።
• ናይቲ ጨረታ መክበሪ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብር 2% ብሲፒኦ ብምስራሕ አብዝተአሸገ ፖስታ አካቲቱ ከቅርብ አለዎ።
• አብቲ ጨረታ ክሳተፍ ዝደሊ ናይ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 100.00(ሚኢቲ ቅርሺ) ብምክፋል ካብ ገንዘብ ቤት ክወስድ ይኽእል።
• እቲ ጨረታ ካብ ህዳር 23/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ህዳር 30/2018 ዓ/ም እስካብ ሰዓት 3፡00 ዝፀንሕ ይኸውን።
• እቲ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት ህዳር 30/3/2018 ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኸውን፣ተጫረቲ ወይም ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት።
ንተወሳኪ መብራህርሂ/0914729028
መተሓሳሰቢ
ትካልና ነቲ ጨረታ ብከፊል ወይም ብምሉእነት ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ።