ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ግልፂ ጨረታ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ፅገና ምስ ንብረቱ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 100.00 (ሓደ ሚኢቲ) ብምኽፋል ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ወሲድኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2018 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ ትክእሉ።

2. ናይ መቕረባይ ምዝገባ ሰርትፊኬትን TI ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ ትኽእሉ።

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኾይኖም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ሻት ዝሓወሰ ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ናይ ወርሒ መስከረም ሻት ዲክለር ዝገበርኩምሉ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ።

5. ካብ ዝምልከቶ ኣካል ዝተውሃበ ናይ ብቕዓት መረጋገፂ መረዳእታ ክተቕርቡ እትክእሉ።

6. ደረጃ 3'ን ልዕሊኡን ዝኾንኩም፡፡

7. ጨረታ መኽበሪ ብ CP.O.ወይ ብጥረ ገንዘብ 3,000.00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ከትሕዙ ዝኽእሉ።

8. ዝተአዘዘ ስራሕ አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ውዕሊ ኣሲሮም ኣብ ውሽጢ 30 መዓልቲ ሰሪሖም የረክቡ፡፡

9. ጨረታ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ ዕለት 22/03/2018 ክሳብ 06/04/2018 ዓ/ም ኮይኑ በቲ ዕለት ልክዕ ስዓት 4፡00 ተዓሽጉ ስዓት 4፡30 ይኸፈት ፡

10. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡

ዝርዝር ንብረት

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ናይ ቅድሚት የማን ፓራወልት ሆልደርGeely GC-7pcs1ሓዱሽ ንብረት
2ናይ የማን ስፖክዮ ፍሬቻGeely GC-7pcs1ሓዱሽ ንብረት
3ናይ የማን ቅድሚት ጎማ ቼርኬ (ኣለሚንየም)Geely GC-7pcs1ሓዱሽ ንብረት

ዝርዝር ፅገና

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1ናይ የማን ቅድሚትን ድሕሪትን ማዕፃGeely GC-7Pcs1ዝፅገን
2ናይ የማን ቅድሚትን ድሕሪትን ፐረፋንጎGeely GC-7Pes1ዝፅገን
3ናይ የማን ማእኸላይ ቀዋሚGeely GC-7Pcs1ዝፅ7ን
4ናይ የማን መረጋገፂGeely GC-7Pcs1ዝፅ7ን
5ቀለም ብምምስሳልGeely GC-7Pcs1ዝፅገን
6ንዝልወጥ ኣቑሑት ናይ ኢድ ዋጋGeely GC-7Pcs1ዝፅ7ን