ቁፅሪ 226/ት/ባ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ር
ዕለት 22/3/2018ዓ/ም
ምልክታ ፕሮፎርማ
አብ ዋና ቤት መዛጋጃ ከተማ መቐለ_ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ሰራሕ ፕሮጀክት ኦፊስዝኮነት መኪና ክራይ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ። ስለዚ በቲ ዘርፊ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡
| ተ. | ዓይነት ግልጋሎት | ዝርዝር መግለፂ/pat number | በዝሒ | ናይ ሓደ ማዓልቲ ነ/ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብረሂ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | 1ሓንቲ ሚንባስ | ❖ ስራሕ ስዓት ካብ ንጉሇ12 :00 ሰዓት ክሳብ ምሽት 12:00 ❖- እንተባላሽያ ሽዑ ንሽዑ ከምኣ ዝበለት ዝትክእ ❖ ናይ ፀፀር መንገዲ ከባቢታት ክትአቱ ትክእልን ኮረኮንች መንገዲ ናይ ምግልጋል ዓቅሚ ዘለዋ ❖ 14 ሰብ ትሕዝ ❖ ሒሳብ ዝኸፈሎ ብዝሰርሖ መዓልቲ በዝሒ ተራቢሑ አብ መወዳእታ ወርሒ ይከዉን ። ❖ - ናይ ስራሕ ኩነታት ቀዳምን ሰንበትን ብሄራዊ ባዓላትን ዘይሓወሰ ❖ - ነዳዲ ዝምልከት ካብ በዓል ንብረት ዝቀርብ ይከዉን። ❖ ሽፈር ዝምልከት ካብ ባዓል ንብረት ዝቀርብ ይከዉን። ❖ ንሓንቲ ወርሒ ትፀንሕ ናይ ሓደ ማዓልቲ ነዋ። | 01 |
ተዋዳደርቲ ክማልኡዎ ዝግበኦም ረቛሓታት
1. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2017ን2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቓድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ከምኡ እውንቲን(Tin Number) ምስቲ ፕሮፎርማ ብፖስታ ተዓሽጉ ከቕርቡ ኣለዎም፡፡
2. ተወዳደርቲ መሊኦም ኣብ ዘቕርብዎ ፕሮፎርማ ፊርማን ክቢ ማሕተምን ከዕርፍሉ ኣለዎም።
3. ተወዳደርቲ እቲ ንብረት ቅድሚ ምምላኦም ኣብ ዝተባሃለ ግዜ ከቅርብ ከም ዝኽእል ክፈልጥ አለዎ።
4. ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ሰነድ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ወይም ብናይባዓልኹም መሊእኹም ክተቕርቡ ትኽእሉ
5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 22/03/2018ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/03/2017 ሰዓት11:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ምቕራብ ይኽእሉ።
6. እዚፕሮፎርማ ዕለት 24/03/2018ዓ/ም ሰዓት 11:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 11:30 ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስ ይኸፈት፡፡
7. አብ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ካብ ዉድድር ወፃኢ ይከዉን ተቀበልነት የብሉን።
8. አድራሻና አብ ጎኒእንዳማርያም ቤተክርስትያን ቤትመዘጋጃ ከተማ መቐለ ፋይናንስን ቤት ፅ/ትር3ይፎቅ እዩ
9. ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነዚፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹንብሙሉእ ናይ ምስራዝመሰሉ ሕልውእዩ።