ቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኣብ ቤት መዘጋጃ መረብ ሚእቲ ዝርከብ መዋፈሪ መኪና ዝኮነ ሓመድ ሙድግዳጉን ምስትክካልን ምስራሕን ናይ ክራይ ማሽን ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሪ ማሽናት ክካረ ይደሊ፥፥

ተጫረቲ ኣብቲ ጨረታ ንምስታፍ እዞም ቀፂሎም ዝተገለትፁ ረቋሕታት ክተማልኡ ኣለኩም

  • ናይ 2018 ዓም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ክራይ ማሽን ፍቃድ ቲን ናምበርን
  • መከበሪ ውሕሰና 50000 ብር ከቅርብ ዝክል
  • ተጫረቲ ካብ ቤት መዘጋጃ መረብ ሚ ኢቲ ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ዘይምልሰ ብር 500 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዕለት 18/03/2018 ክሳብ 01/04/2018 ዓ/ም ሰዓት ፲ ድሕሪ ቀትሪ
  • ጨረታ 01/04/2018 ዓ/ም ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 10:30 ይክፈት ኣብ ቤት መዘጋጃ መረብ ሚእቲ እቲ ጨረታ ይክፈት
  • ተጫረቲ ነቲ ሰነድ ጨረታ ብውነ ተረዲኦም ዋጋ ክመልኡ ኣለዎም ፍርማን ማሕተም ብምዕራፍ አቲ ሰነድ ጨረታ ከምቲ ክሽወጥ ከሎ ዝነበረ ከየጋደሉ ብዝተዓሸገ ፖስታን ክልተ ቅዳሕን ኣብ ሊዕሊኡ ዋናን ቅዳሕን ዝብል ናይ ተጫራታይ ስም ፅሕፉ ክህልዎ ኣለዎ
  • ሰዓራይ ዝኮነ ብግምት ዘእትዎ ሰዓራም ምካኑ ምስ ፈለጠ ናይ ባዕሉ ማሽን ተሃሊዎዎ ናይ ባዕሉ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን ናይ ባዕሊ ማሽን ተዘይሃልይዎ ወን ናይ ማሽንት መከራይይ ውዕል ከቅርብ ዝክእል ኮይኑ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲታት ናይ ስራሕ ወዕሊ ከፈፅምን ዝክእልን ንውዕሊ መከበሪ ክኮን ዝክእል ብር ናይ ዝሰዓሮ 10 ብባንኪ ዝረረጋገዝፀ ሲፒኦ ከድሕዝ ኣለዎ
  • በቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳድሪ ውዕሊ ተዘይ ኣሲሩ ንጨረታ መድሐዚ ዘድሓዞ ተወሪሱ ካብቲ ጨረታ ይስረዝ
  • ሓደ ተጫራራይ ንኩሉ ብሓደ ግዜ ዘቀርብን ዝተሓተ ዋጋ ዘቅረበን ምካኑ ክፈልጥ ኣለዎ
  • ዝሓሸ መማረፂ ተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0973070309/ 0988737923