ቢኤምኣር ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ዉ/ማሕበር

ምልክታ ጨረታ

ትካልና ቢኤምሕር ሪል እስቴት ሓ/ዝተ/ው/ማ ናይ ጋይንት ባህርዛፍ በዓል 10ሴሜ ርጉዲን ካብ 55ሜ ብሳዕሲ ቁመት ዘስዎን ጥራሕ ናብ ሳይት ብናይ ባዕሉ ናይ ሠራገሬን ሠፅዓንን ወፃኢ ከቅርብ ካብ ዝክእል መቅረባይ ብጨረታ ክገዝእ ስስ ዘደስቦ ከተቅርቡ እትደልዩ እዚ ምስክታ ካብ 17/03/2018 ጀሚሩ ክሳብ ዕስት 20/03/2018 ዓ/ም ቅድሚ ሰዓት 4:30 ትዳደርስ ፕሮፎርማ ክተቅርቡ እንዳገስፅና ተጫረቲ ክተማስዎ ዝግበአኩም ካብዚ ንታሕቲ ዘተገስ ምካኑ ንሕብር።

ተ.ቁዝርዝርመለክዕመጠንዋጋጠቅላላ ዋጋ
1ናይ ጋይንት ባህር 10ሴ ርጉዲን ካብ ብላዕሊ ቁመትንቁፅሪ1500

1. በዚ ዘርፊ ንግዲ ፍቃድ ዘስም።

2. ቲን ናምበር ዝተመዝገበሱ ሰርትፍኬታ ከቅርብ ዝክእል።

3. ቫት ተመዝጋቢ ተኮይኑ ዝተመዝገበስ ሰርትፍኬት ከቅርብ ዝከአል።

4. ጨረታ መክበሪ ሲፒኦ/50,000 Br / በሽም ቢ ኤም አር ሪል እስቴት ከቅርብ እስዎ።

5. ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ እቲ ተወዳዳሪ ካብ ጨረታ ወባ ይኸውን።

6. ዘእተውዎ ዋጋ ቅድሚ ቫት ወይ ድሕሪ ቫት ምዃኑ ብግልፂ ክቅመፕ ስስዎ።

7. ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፕን ኮይኑ ነንበይኑ ተዓሽጉ ከቀርብ እስዎ።

8. ጋዓዝያ ቢ ኤም አር ሪል እስቴት የቅርብ።

9. ካብ በዓል 1Oሴሜ ርጉዲን ካብ 5.5 ብሳዕሲ ቁመትን _ ጠባሺ እንድሕርደሽ ሽቅሪቡ ብናይ ባዕሉ ስሕ ወፃኢ ተመሳሲ ይገብር ።

መተሓሳሰቢ ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩና ብከፋስ ጨረታ ናይ ምስራዝ

መሰሱ ዝተሓስመ እዩ።

አድራሻና ስብ ከባቢ ዋና ጨንፈር ንግዲ ባንኪ ኢትዮጽያ ፊት ንፊት ዝርከብ ህንፃ ኤክስፖ ቁ1 6ይ ደብሪ