ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኣብትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሓደር ማዕኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚ ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ዝርከብ 23 ማእኸላይ ኩምሪ ዱርቓ ናብ ኸል ኢንቨስት ቓላሚኖ በፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ንከጋዓዕዝ ስለዝደለየ በዚ መሰረት

➢ ናይ ግብሪ መኽፈሊ መለለይ ቑፅሪ(TIN) መረዳእታ ከቅርብ

➢ ሊብረ ናይ መኪናን መዘወሪ ፍቃድን ዘለዎ "

➢ ናይ ቕብልት ደረሰኝ ከቅርብ ዝኽእል ፡፡

➢ ብ ናይ ባዕሉ ሸቃሎን ካልእ ኩሉ ናይመኪንኡ ወፃኢታት ኪኢሉ ናብ ቓላሚኖ ዘጋዓዕዝ ፡፡

➢ ቕድሚ ዋጋ ምምላእ እቲ ዱርቓ ናብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ብኣካል ቀሪበካ ምርኣይ የድሊ ፡፡

➢ እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 19/03/2018 ዓ/ም ድ/ሰዓት 9፡00 ተዓፅ ሰዓት 9:30 ኣብ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ይኸፈት ፡፡

➢ ማእኸል ኢንቨስትመንት ቓላሚኖ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብ ብኽፋል ይኹን ብምልእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ ፡፡

➢ ን ተወሳኺ ሓበረታ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓታት ብ ስ.ቁ 09 00 66 61 49 ምሕታት ከኣል ፡፡

ተቁዓይነት ዝጋዓዓዝ ንብረትመዐቀኒን ጠቐላላ ኩመሪ ዋጋመብርሂ
1ዱርቓኩምሪዋጋ ዝምላእ ምስ ናይ ሸቃሎ ዝፅዕኑን ዘራግፉን ምኻኑ