1 ሕጋዊ ፈቃድ ዘለዎን ናይ 2018 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደሰን
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለዎምን ኣብ መቅረባይነተ ዝተመዝገቡን
3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓም ዲክለር ዝገበረን ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
4 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝሐወሰ ክከዉን አለዎ
5 ናይ ጨረታ መከበሪ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ንፅገና መሳርሒ ሕድሳት መስመርን ኢድ መሳርሒን ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ፉቲንግታት HDP ትፖ መገጣጠሚን 50000/ሓምሳ ሽሕ ቅርሽ/ ብሽም ቤት ፅሕፈትና ከትሕዝ ዝክእል
6 ዝተደለወ ሰነድ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ፈሳሲን ከተማ ኣፅቢ አብ ጥቃ ባንኪ ንግዲ ኢትዩጰያ ኮይኑ ቢሮ ቁፅሪ 2 ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ዘይምለስ 500 ቅርሺ ብምክፋል ክትወስዱ ትክእሉ
8 ተጫረቲ ነጋዶ እቲ ዓይነት ንብረት ንፁር በቲ ዝወፀ ዝርዝር መረዳእታ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅድሕን መሊኢ ዓሺጉ ዋናን ቅዳሕ ተባሂሉ ኣብ ሐደ ፖስታ ይፅሓፍ
9 እቲ ጨረታ ብዝተፈለለየ ምክኒያት ከዛብዑ ዝፈተኑ ተጫረቲ እቲ ቤተ ፅሕፈት ካብ ጨረታ ዋፃኢ ገይሩ ዘትሓዝዉ ትሕጃ ናብ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ብምግባር ንቀፃሊ ከየሳተፉ ይእግድ
10 ናይ ባዕልክ መምርሒ ምፅሓፍን ምምላእን ኣይፈቀድን
11እቲ ቤት ፅሕፈት 25 ሚእታዊ ናይቲ ዝተሰዓረ ንብረት መጠን ናይ ምዉሳክ ወይ ናይ ምቅናስ መሰል አለዎ
12 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 30 መዓለቲታት ይከዉን
11 ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 10/3/2018 ዓም ክሳብ 29/3/2018 ዓም ኩሉ ግዜ አብ ስራሕ ሰዓት ይከዉን
12 እቲ ጨረታ 29/3/2018 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይከዉን እብቲ ጨረታ ክክፈት ከሎ ባዕሎም ወይ ወኪሎም ብዘይምርካበመ ጨረታ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
13 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ድሕሪ ሰለሰተ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለሰተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ክእስር ዝክእል
14 ሰዓራይ ጨረታ ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ብናይ ትራንስፖርትን መፅዓንን መራገፍን ኣታዊ ይገብር
15 እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914401313 / 0914411872