ቤት ፅሕፈትና ከተማ ልምዓት ክ/ከተማ ቐ/ወያነ

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ : ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምካኖምን ናይ መወዳታ ወርሒ ፀብፃብ ዘቅርብን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪ መረዳእታ ዘቅርቡን ኣብ ዝርዝር መቅረብቲ ዝተመዝገቡን ምካኖም መረዳእታ መቅረባይነት ክቅርብ ይግባእ

3 መከበሪ ጨረታ 10000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ዋጋ ሰንድ ጨረታ ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ከይዲ ስራሕ ፋይናንስን ዕደጋን ምምሕዳር ንብረት ቢሮ ቁፅሪ 14 ካብ 11/3/2018 ዓም ክሳብ 1/4/2018 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ መዓልቲ መፂእኩም ምዉሳድ ትክእሉ ንዑ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ 1/4/2018 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት

6 ቢሮ ዝዕድጎም ኣቅሑት ከከም ኣድላይነቱ 20 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ይክእል እዩ

7 ኣብዚ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ኣካል ካብ ዝሰዓሮ ንብረት ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚእታዊ ናይ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ መከበሪ የትሕዝ ከምእዉን ኣብ ዉሽጢ 5 መዓለቲ ንብረት ከረክብ ዝክእል

8 ሰዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝወፀ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ኦርጅናል ኣቅሓ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ኣታዊ ይገብር

9 ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ ሰመሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0937023598 0914104089 0966742380