ዕለት 09/03/2018ዓ/ም
ቁፅሪ፡ ዕ/ንብ/ምም/ር/ግ/ጨ/ 001/2018ዓ/ም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንሰን ክፍለ ከተማ ሓድነት ንቤት ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቁሑት፤ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ምዕዳግ ስለዝደሊ ነዞም ኣብ ታሕቲ ዝተዘርዘሩ መሰረት ጌርኩም ክትወዳደሩ እትደልዩ ብኣኽብሮት ፃዊዒት የቕርብ ፡
1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ናይ 2018 ዓ/ም ፤ቫት /VAT/ ተመዝጋቢ ኮይኑ ናይ ወርሒ ጥቅምቲ 2018 ዓ/ም ናይ ቫት ዲክለሬሽን ፤ ናይ ግብሪ ከፋላይ : መፍለይ ቁፅሪ /TIN/ ከምኡ'ውን ዝተሓደሰ ናይ መቕረባይነት ሰርትፍኬት ናይ 2018 ዓ/ም ከቕርብ ዝኽእል ፣
2. ካብ ትካልና ከ/ሰ/ዕ/ን/ምምሕዳርን ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 22 ካብ ዕለት09/03/2018 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 24/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 3፤30 ንጎሆ 150.00(ሓደ ሚኢቲን ሓምሳን) ብር ብምኽፋል ጨረታ ሰነድ ክትወስዱ ከምትክዕሉ ንገልፅ ።እቲ ጨረታ ልክዕ 3፤30 ሰዓት ናይ ንጎሆ ተኣፂዩ ኣብ ቲ ዕለት 24/03/2018 ልክዕ ሰዓት 4፤00 ንጎሆ በቲ ዕለትይኸፈት።
3. ተጫረቲ መኽበሪ ጨረታ ሎት ንፅሕፈት መሳርሒ 10000.00(ኣሰርተ ሽሕ ብር ) ብጥረ ገንዝብ ፤ብሲፒኦ፤ወይም ብባንክ ዝተረጋገፀ ቸክ፤ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ከትሕዙ ኣለዎም ።
4. ዋጋ ዝተመልኣሉ መጫረቲ ሰነድ ኣብልዕሊኡ ፅሕፈት መሳርሒ ብምባል ሓደ ኦርጂናል ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ከቅርቡ ኣለዎም። ኣብቲ ልዕሊ ዝተኣሸገ ፖስታ ናይ ተጫራታይ ስልኪ ቁፅሪን ( ፤ፌርማ ፤ማሕተምን ክግበረሉ ኣለዎ።
5. ኣብ ዝተመልኤ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሓሊዩ ፊርማ ክኣርፎ ኣለዎ ፌርማ ዝብሉ ስርዝ ድልዝ ነፀላ ዋጋ ውድቂ ይኸውን።
6. ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብበዓሎም መነኣኣዚን መራገፊን ናብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋ/ክ/ሓድነት ኣብ
ቀበሌ 18 ኣብ መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ ክረክቡ ኣለዎም።
6.ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ
ኣድራሻና - ትግራይ -መቐለ- ቀበሌ
ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎ
18 መስመር 22 ጥቃ ቅሳነት ቤት ትምህርቲ
ንዝተደለየ ሓበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 091320095110987313391 ብምድዋል ክረኽቡና ይኽእሉ እዩም፤፤