ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ቤት ዕት ትልምን ፋይናንሰን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ በጀት 2018 ዓ/ም ናይ መደበኛ በጀት ጥሙር ዕድጊት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ፅሬት ኣቁሑት፡ኤሌትሮኒክስ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

በዚ መሰረት ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ መቅረብቲ በዚ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም

• ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩምን ናይ 2017ን 2018ዓ/ም ዓ/ም ዘሐደስኩም

• እቲ ጨረታ ናይ በዓል ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ

• ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ/ት/ ኮይኖም ናይ መስከርም 30/2018 ዓ/ም ሪፖርት ዝገበሩሉ ዋንኡ ምስ ሓደኮፒ ከቅርብ ዝክእል

• ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩምን ዘሐደስኩምን

• ናይ ግብሪ ክፋላይ መለለይ ካርዲ / IN / ዘለኩም

• መክበሪ ጨረታንፅሕፈት መሳርሒ 10000 ቅርሺ ብCPO ወይ ብጥረ ንኤሌትሮኒክስ 10000ቅርሺ ብCPO ወይ ብጥረ ናይ ፅሬት ኣቁሕት 5000 ቅርሺ ብCPO ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

• ንሓደ ደኩመንት ዘይምለስ 300 ብር ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስ ከተማ ዓ/ዓዲ ከይዲ ስራሕ ዕፋንምም/ር ክፍሊ ብምግዛእ ክጫረት ዝክእል

• ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅ/ት ት/ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕ/ን/ምምሕዳርን ከተማ ዓ/ዓዲ ምልክታ ካብ ዝተጠቀዐሉ ዕለት ጀሚሩ ብምውሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣድለይቲ ዶክሜንት ኮፒን ኦርጅኖልን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታን ዝተዓሸገ ፖስታን ናይ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅ/ት ትፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ዝተዳለወ ሳንድቅ ንክትኣትውን ንክትወዳደሩን እናተሓሳሰብና

• ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፅንሐሉ ካብ ዕለት 08/ 03 /2018 ዓ/ም ክሳብ 18/ 03 /2018 ዓ/ም ናይ ንጉሆ 4፡30

• ሳንድቅ ጨረታ ዝዕሸሉ ዕለት 18 / 09 /2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡30ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 18 / 03 / 2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡40ንጉሆ

• ሳንድቅ ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ትልምነ ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ኣብ 03 ቀበሌ ምምሕዳር ህንፃ ዝርከብ

• እቲ ጨረታኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ይካየድ

• ቤት ፅ/ትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መስሉ ዝተሓለወ እዩ

• ስዓራይ ካብ ዝተነገረሉ ኣብ ውሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ውዕል ክኣስር ዝክእል

• ኣብቲ ዝወፀ ስፔስፌክሽን ወይ መግለፂ ምንክካእ ውይ ምቅያርን ምስራዝ ኣይፍቀድን

• ንተወሳኪ ሓበሬታ ብቁፅሪታት ስልኪ 0914754301/0914120820/0914242030/0914747125

N.B

ኣድራሻና 03 ቀበሌ ዓ/ግዲ ኣብ ናይ ከተማ ምም/ር ህንፃ