ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ

ቁፅሪዕ/ፋ/ን/ም/ር/9314/18

ዕለት04/03/18ዓ/ም

ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ኮሌጅ ፖሊ ሳይንስ ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መዳሓኒት መሳረሒ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ናይ ፅሬት መሳረሒ ግልፂ ጨረታ ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ንተወዳደሪ ይዕድም፡፡

ኣብዚ ጨረታ ክሳተፍ (ክዋዳደር) ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

➢ ምስ ዘቕርቦ ኣቅሓ ዝተተሓሐዘን /ብተመሳሳሊ/ ናይ 2017 ዓ/ም ወይ ናይ 2018 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ከቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ኣብ ተወሳኺ እሴት ታክስ/a/ ተመዝጋቢ ምኻኑን ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ዲክለራሽን መረዳእታ ክቕርብ ዝኸእልሽምን ፊርማን ማሕተምን ክግበር ኣለዎ፡፡

➢ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለይ ቁፅሪ/ መረዳእታ ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ስፐስፊኬሽን ክቅይር ዘይክእል ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ዘይንቅበል ምኻንና ነፍሊጥ፡፡

➢ ኣብያተ ዕዮ መንግስቲ ኣብ ዝፍፅምዎም ዕደጋታት ንምክፋል ኣብ ዝርዝር መቅረብትን ውሃብቲ ግልጋሎትን ዝተመዝገበ ምዃኑ መረዳእታ ኣብ ሕድሕድ ስፐሲፊኬሽን ማህተም ገይሩ ክቕርብ ዝኽእል፡፡

➢ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ንጨረታ መክበርን ናይ መዳሓኒት መሳረሒ ናይ ፅሕፈት መሳረሒ ናይ ፅሬት መሳርሒ 5000 ብር ስ.ፒ.ኦ ከትሕዝ ዝክእል፡፡

➢ ስዓሪ ምዃኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ናይ ዝስዓሮ ኣቅሓ ዋጋ 10% ውዕሊ መክበሪ ኣትሒዙ ኣብ 3* መዓልቲ ውዕሊ ኣሲሩ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ኣቅሑት ንብረት ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፡፡

➢ ካብ ዕለት 04/03/2018ዓ/ም ጀሚሩ ናይ መዳሓኒት መሳረሒን ናይ ፅሕፈት መሳረሒን 300 ብር ሰነድ ጨረታ ናይ ፅሬት መሳረሒ 200 ብር ኸፊሉ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናንሰ ንብረትን ምምሕዳር ብምውሳድ ዝተወዳደረሉ ዋጋ መሊኡ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኦርጂናልን ኮፒን ብፖስታ ዝተዓሸገ ክሳብ ዕለት 24/03/2018 ዓ/ም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብር ዝኽእል፡፡

➢ ጨረታ ዕለት 24/03/2018 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ተዓፅዩ ስዓት 4፡30 ይኽፈት

➢ ጨረታ እንትኸፈት ባዕሉ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ እንትርከብ ይምረፅ፡፡

እቲ ኮሌጅ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል እቲ ጨረታ ናይ ምስሪ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

❖ ኣድራሻ ዕዳጋ ቀዳም ከይበፃሕኻ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፅፍካ

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-44-40-87-55