ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት

1 ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 መረዳእታ መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዝተሐደሰን : ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬትን ዘለኵም

3 መሳርሒ ፅሕፈትን ኤሌክትሮኒክስን እትወዳደሩ ነጋዶ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለተ እዉን ቫት ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ከምእዉን ናይ 2018 ዓም ናይ ወርሒ ጥቅምቲ ዲክለለር ዝገበርክምል መረዳእታ ከትቀርቡ እትክእሉ

3 ሰነድ ጨረታ ኣብ ወረዳ ብዘት ልምዓት እቶትን ምምዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳር ኮይኑ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ከፊልኩም ክትወስዱ ትክእሉ ምካነኩም

4 ሳንዱቅ ጨረታ ዝርከበሉ ቦታ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ይርከብ

5 ሰነድ ጨረታ አብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 4/3/2018 ዓም ክሳብ 24/3/2018ዓም ምካኑ መከበሪ ጨረታ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 15000 ቅርሺ : ኣቅሑት ፅሬት 3000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከምእወን ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ከትሕዝ ዝክእል

6 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 24/3/2018ዓም ሰዓት 8፡00 ድሐሪ ቀትሪ ኮይኑ ዝክፈተሉ ዕለት ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8፡30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

7 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት 10 ሚእታዊ መከበሪ ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም

8 ተጫረቲ ዝሰዓርዎ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ብዘት ንብረት ክፍሊ ጽሬቱ ብዝተረጋገፀ አታዊ ክገብር ዝክእል

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስረዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን

11 ኣብ ነብሰወፈከ ገፅ ማሕተምን ፊርማን ክዓርፎ አለዎ : ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ን 40 መዓልቲ ይከዉን

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ ዝንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንብዝበለፀ ሐበሬታ 0936371057