ፋብሪካ መሰቦ ስሚንቶ

1 ናይ 2017 ዓም ነ2018 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቲኦቲ ዝተመዝገበ

2 ዝተሐደሰ ናይ ሞያ ፍቃድን ስራሕ ፍቃድን ማለት ናይቲ ትካልን ሰብ ሞያ ጥዕናን ዘቅርቡ እንተነኣሰ ሰለሰተ ትካላት ግልጋሎት ዝህብ እንትነኣሰ 9 ቀወምቲ ሰብ ፍሉይ ክእለት ማለት እዉን ስፔሻሊስት ዘለዎ ኢንተርናሊስት ሰርጀሪ : ኦፍስተሪክን ጃይናኮሎግስቲን : ዲንትስትሪ : ኢኤን ስፔሻሊስት: ዶርማቶሎጂስት : ኦፕታል ሎግስቲን: ራዲዩሎጅስትን ብቀዋሚ ቁፃር ብሰለሰተ ሽፍቲ ዝሰርሑ ፋርማሲስት ላብራቶሪ ቴክኖሎጂ ከምእዉ በኤስ ነርስ ኩሉ መዓልቲ 24 ሰዓት ግልጋሎት ዝህብ ብፍላይ ኤመርጀንሲ ኤዲ ሰርጀሪ ደሊቨሪ አይሲ ሬደዩሎጂ ላብራቶሪ ግልግሎት ፋርማሲን ዝተማለአ ላብራቶሪ ዘለዎ ኤሲጂ ኤሲቾኦ ሲሪዲ ዴንታል ኤክስረይ ሲሪዲ ፎሪዲ ኣልትራሳዉንድ ኤሜራኢይ ሲቲስካን ኤንዶንስኮፒን ኮሎንስኮፒን ክምእዉን ላፓራስኮፒ ግልጋሎት ኣይሲዩ ከምእዉን ግልጋሎት ኬሞቲራፊ ዝህብ

3 ዝተጠናከረ ሐለዋን ድሕንነት ተሓካማይ ዘረጋግፅ

4 ሲሲቲ ሲስተም ዝወነን ይምረፅ

5 ኩለመዳይ ፅሬት ሆስፒታልን ስርዓት ናዉቲ ህክምናን ዝተከተ እንተናአሰ 20 ዓራት ዘለዎ

6 ዓይነት ግልጋሎት ጥዕና ብፉሉይ ኪኢላ ማለት እስፔሻሊስት አማሊኡ ዝህብ

7 ኣብቲ ትካል ዝሰርሑ በዝሒ ኪአላታት ማለት እዉን ሐካይም ቀወምትን ብትርፊ ሰዓት ዝሰርሑ ከምእዉን ዝርዝር ቁፃሮም ናይ ስራሕ ፍቃድን ከቅርብ ዝክእል

8 ናይ ጨረታ ዉሕስና 10000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

9 ተጫረቲ ከቅርብዎ ዝክእሉ ዓይነት ሰነድ ፋይናንሻልን ወናን ቅዳሕን ቴክኒካል ወናን ቅዳሕን ዉሕስና ባንኪ ማለት ስፒኦ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ዝክእሉ

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነዶም ብዝተዓሸገ ፖስታ ክሰብ 2/4/2025 ኣቆፃፅራ ኣዉሮፓዊያን ኣብ ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ መምርሒ ዕደጋ ቀረብን ከቅርቡ አለዎም

11 እቲ ጨረታ ብዕለት 2/4/2025 ኣቆፃፅራ ኣዉሮፓዊያን ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ እቶም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክብሉ ሰዓት 4:15 ይክፈት

12 ተጫረቲ ዝተማለአ ሰነድ እንተቅረቢም ዋላ ብአካል ኣይረከቡ ሰነድ ጨረታ ይክፈት

ፋብሪካ ስሚንቶ መሶበ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ወልቀ ማሕበር ነቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0948400362 / 0344405806