ጣብያ ጥዕና መቐለ

ን2 ጊዜ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ

ጣብያ ጠዕና መቐለ ንፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ናይ ሕተመት ስራሕቲ ክገዝእ ይደሊ። በዚ መሰረት ኣብቲ ፕሮፎርማ ክትሳተፉ ትደልዩ መቕረብቲ በቲ ዝስዕብ መሰረት ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

➢ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈለን ናይ 2018 ዓ.ም ፍቃድ ንግዶም ዘሐደሱ ክኾኑ ኣለዋም፣

➢ ኣብ ከፈልቲ ግብሪ መለለይ /TIN/ ከቕርቡ ዝኽእሉ፣

➢ ደሽን ፣ ኣብ ፖስታን (ሽም፣ፌርማ፣ኣድራሻ፣ማህተም) ብምዕሻግ ኣብ ጥብያ ጥዕና መቐለ ቢሮ ቁፅሪ 35

➢ ድሕሪ ዋጋ ምምላእ እዚ ሰነድ ኣብ ታሕቲ ዝተቀመጠ ምእታው

➢ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳዳሪ ነቲ ዝሰዓሮ ንብረት መአዚዚ ደብዳቤ ካብ ዝተፅሓፈሉ ዕለት ኣብ ዘሎ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያ ናብ ጥዕና ጣብያ መቀለ የቅርብ።

➢ ምልክታ ኣብ ኣየር ዝፀንሐሉ ካብ 04/03/2018 ዓ.ም ክሳብ 10/03/2018 ዓ/ም

➢ እቲ ከይዲ ስራሕ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፣

➢ ኣድራሻና ጣብያ ጥዕና መቐለ ቀበሌ 17 ፊት ንፊት ኖታ ህንፃ

➢ ሳንዱቕ ጨረታ ዝዕሸገሉ 10/03/2018ዓ/ም ዓ.ም ሰዓት 11፡30

➢ ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ዕድጊት ብሙሉእ ይኩን ንኸፊል ናይ ምስራዝ ሙሉእ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ን10 ማዓልትታት ጥራሕ ይኸውን

0344400210