ኤንተርፕራይዝ መፅናዕቲን ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ

ምልክታ ፕሮፎርማ

ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ፣ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ ላፕቶፕ ኮምፒተርን ፎቶ ኮፒን መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ከዕድግ ስለ ዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ትካል ዘዳለዎ ሰነድ ጨረታ ብምውሳድ ንክትወዳደሩ ንዕድም::

1. ናይ 2017 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን IN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4. ሻት ተመዝገብቲ ዝኾንኩም ናይ ወርሒ መስከረም ቫት ዲክለሬሽን ክተቕርቡ ትኽእሉ፡

5. እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል።

6. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ኣብ ውሽጢ 3' መዓልቲ የረክቡ

7. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 02/03/2018 ክሳብ 05/03/2018ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡

8. ትካልና ካልእ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

➢ ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0914-752718 ወይም ብኣካል ብምምፃእ ዓዲ ሓ ጥቓ ገነት መዕደሊ ነዳዲ ኣብ ዝርከብ ትካልና ምርካብ ይከኣል እዩ፡፡

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
1OPCFor Photo copy Cannon 2420Pcs30
2CleanerFor Photo copy Cannon 2420Pcs20
3Fuser FilmFor Photo copy Cannon 2420Pcs30
4PickUPFor Photo copy Cannon 2420Pcs20
5ClearerFor Photo copy Cannon 2202Pcs05
6PickUPFor Photo copy Cannon 2202Pcs05
7Fuser FilmHP Printer 2055Pcs30
8PickupHP Printer 2055Pcs05
9PickupHP Printer 400Pcs05
10OPCKyocera 3045 PrinterPcs05
11CleanerKyocera 3045 PrinterPcs10
12Key boardLaptop toshiba satellite A665Pcs01
13FunLaptop toshiba satellite A665Pcs01
14BatteryLenvo System model 80WQPcs01