ን2ይ ግዜ ምልክታ ፕሮፎርማ
ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ንመቐለ ሴፍ ሃዉስ ግልጋሎት ዝዉዕል ስጋ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለ ሕጋዊ ነጋዶ ዝኾንኩምን ንግዲ ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
ነጋዶ ዘማልእዎ ረቃሓታት
1. ናይ ናይ 2018 ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሓደሰ
2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (TN NO) ከቅርብ ዝክእል
3. ናይ ቫት ተመዝጋቢ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4. ተጫረቲ ንብረት ዘቅርብዎ ፅርየቱ ዝሓለወን በቲ ዝተገለፀ ስፐስፊኬሽን መሰረት ክኸዉን አለዎ::
5. ተጫራታይ ዉዕሊ አሲሩ ኣብ ሰሙን ሓደ ግዜ ከቕርብ ዝኸእል
6. ካብ ናይ ባዕልና ስፔሲፊኬሽን ወፃኢ ምቕራብ አይፍቀድን
7. አብቲ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ካብቲ ጨረታ ይኹን ፕሮፎርማ ይስረዝ
8. ዝወፀ ስፐሲፊኬሽን ዘይተረደኦ ተጫራቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ብምምፃእ ምርዳእ ይከኣል፡፡
8 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ዝወፀሉ ዕለት 01/03/2018 ዓ/ም - 04/03/2018 ዓ/ም ይኸውን::
9. ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት ብተመሳሳሊ ዕለት 04/03/2018 ዓ/ም ሰዓት 4፡00
10. ተጫረቲ ንዘሸነፍዎ ኣቕሓ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት አብ ሰሙን ሓደ ግዜ እቲ ዝተገለፀ መጠን ናብ መቐለ ዳግም አምሳል ሴፍ ሃዉስ ከቕርብ ዝኽእል
11. እቲ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ማደኣት ቢሮ ቁፅሪ 15 እናመፃኩም ምውሳድ ትክእሉ::
12. ቤት ፅሕፈትና ካብቲ ዘጫረቶ 20 ፐርሰንት ምዉሳኸ ወይ ምቕናስ ይከአል
13. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
| ተ\ቁ | ዝርዝር ዓይነት ናውቲ | መግለፂ | መዐቀኒ | በዝሒ | ናየ ሓደ ዋጋ | ጠቅላላ ዋጋ |
|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ስጋ | ስብሒ ዘይብሉ ቀይሕ ስጋ | ብቑፅሪ | 10 |
መብርሂ
ኣብዚ ፕሮፎርማ ዘይተረደአኩም ዝኾነ ሓበሬታ ትደልዩ ብስልኪ ቁፅሪ 0924343562 ደዊልካ